ኣገልገልቲ ዲያቆናት

ዲያቆን ፋኑኤል ንጉሰ

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ስላሴ ያቭለ

ተሌ:076-1542206

ኢማይል : This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ድያቆን ዮሃንስ - ተስፋጽዮን

ናይ ቅዱስ ሚካኤል ቤት ክርስቲያን ስንዱስቫል ኣገልጋሊ

ተሌ:070-7630382

ኢመይል : This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ድያቆን ፍጹም - መልኣከ

ናይ መድሃኔኣለም ቤተ ክርስትያን ኦኬልቦ ኣገልጋሊ

ተሌ: 072-7745976

ድያቆን በሪህዋ ፍስሃየ

ናይ ቅዱስ ሚካኤል ቤት ክርስቲያን ስንዱስቫል ኣገልጋሊ

ተሌ. 076-7051502

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ድያቆን ማቴዎስ ሃብታይ

ናይ ቅዱስ ሚካኤል ቤት ክርስቲያን ስንዱስቫል ኣገልጋሊ

ተሌ. 076-91175259

ኢመይል : This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ድያቆን ኣማኑኤል በላይ

ናይ ቅዱስ ሊባኖስ ቤተ ክርስቲያን ኣቬስታ ኣገልጋሊ

ተሌ. 076-4323536

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ድያቆን ሃኒባል ተወልደ ወልዱ

ኣገልጋሊ ቤተክርስቲያን ቅዱስ ጊዮርጊስ ሞታላ

ተሌ. 0765614664

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ተኽልዝጊ ኪዳነ

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ኪዳነ ምሕረት ቦልናስ

ቴለ. 0765869394

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ሙሴ መንግስተኣብ

ናይ ቅዱስ ሚካኤል ቤት ክርስቲያን ስንዱስቫል ኣገልጋሊ

ቴለ. 073-1812941

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ተስፋኣለም ኢዮብ

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ሳንድቪከን

ቴለ.:0722586979

ኢመይል : This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ድያቆን ሽሻይ ረዳኢ

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ሳንድቪከን

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ሚኪኤል ፍስሃ

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ኣቡነ ሊባኖስ ኦቬስታ

ቴለ. + 46 730 623 376

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ድያቆን ፍጹም መስፍን

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ሳንድቪከን

ቴለ.46738912483

ዲያቆን መርሃዊ ረዳኢ

ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን ሳንድቪከን ኣገልጋሊ

ዲያቆን ፊሊሞን ተስፋይ

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ኣቡነ ኣረጋዊ ዮርፕላን ኖርወይ

ቴለ. +47 40982448

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ቶማስ ተወልደ

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ኣቡነ ኣረጋዊ ስቶክሆልም

ቴለ. 0736128036

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ሙሉጌታ ሚኪኤል

ኣገልጋሊ ቤተ ክርሰቲያን ኣቡነ ኣረጋዊ ስቶክሆልም

ቴለ. 0700127005

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ጴጥሮስ ቀሺ ወልደኪዳን

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ሳንድቪከን

ቴለ 0765766817

ኢማይል. This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ረዝቤል ቀሺ ወልደኪዳን

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ሳንድቪከን

ቴለ 0720054206

ዲያቆን መርሃዊ መሓሪ ሓጎስ

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ኣቡነ ኣረጋዊ ዮርፕላን ኖርወይ

ቴለ. +47 791291952

ድያቆን ሃብቶም ተስፋሂወት

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ቂርቆስ ቬስትሮስ

ቴለ. 0769330231

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ኣሮን ዓንደሚካኤል

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ኣቡነ ኣረጋዊ ስቶክሆልም

ቴለ. 076-06617346

ዲያቆን ዜናዊ ሃብተ

ኣገልጋሊ ቤተክርስቲያን ኣቡነ ኣረጋዊ ዮርርፕላን ኖርወይ

ቴለ. 076-06617346

ኢመይል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ኣቤል ተወልደ መድህን

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ቂርቆስ ቨስትሮስ

ቴለ 0760695998

ኢማይል. This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን ፍሊጶስ በየነ

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ሱንዱስቫል

ቴለ 0709308973

ኢማይል. This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዲያቆን በረኸት ሺፋ እማን

ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ስታቫንገር

ቴለ 004745523621

ተልእኾና

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ስካንዲናቪያ፡ ብድሌት እቶም  ቊጽሮም እናወሰኸ ዝመጽአ ኣብ ስካንዲናቪያ ዝነብሩ ኤርትራውያን  ብውሑድ ዕቑሚ ጀሚራ ኣገልግሎታ ካብ ዝሓለፈ ውሑዳት ዓመታት ከተስፍሕፍሕ ጸኒሓ።

ተልእኾ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ስካንዲናቪያ፡ ንኣመንቲ ኣብ ክርስቲያናዊ ህይወቶም ክዓብዩን ብሰላም ክነብሩን ብመንገዲ ወንጌል ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምምሃርን ምምራሕን እዩ።  

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን፡ ሓዋርያት ቤተ-ክርስቲያን እያ፥ ሃብታም ዝኾነ ሰማያዊ ኣምልኾን ናይ ስርዓተ-ጸሎት ህይወትን መንፈሳዊ ዜማታትን ስርዓታትን ከኣ ኣለዋ። ስለዚ ነዚ ህይወት ዝኾነ  ኣገልግሎት ንኹሎም ኣመንትን ብዛዕባ ኦርቶዶክሳውነት ክፈልጡ ንዝደልዩ  ሓደስትን  ግቡእና ከነበርክት  ሓዋርያዊ ሓላፍነት ከምዘለና ንኣምን።

ህጻናትን መንእሰያትን ናይ ቤተ-ክርስቲያን መጻኢ ስለዝኾኑ፥ ኣብ መንፈሳዊ ህይወቶምን ትምህርቶምን ማሕበራዊ ህይወቶምን ዕውታት ክኾኑ ውጽኢታዊ ጒስነት ንምሃብ ካብቲ ቀንዲ ዕላማና እዩ።

ማእከል ናይ ተልእኾና ክርስቶስን መንግስቱን እዩ፥ ነታ መንግስቱ ብመንገዲ ኦርቶዶክሳዊ ህይወት ከነስፍሕ ከኣ ብእኡን ምስኡን ኣብኡን ኴንና ንዓዪ።