ዝርዝር ኣብያተ ክርስቲያን

ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሱንዱስቫል

ኣድራሻ ቦስጣ
Syntesvägen 4 bredsand
854 67 Sundsvall

ቴሌ. 073 723 0629 መልኣከ ሰላም ቀሺ ዑቕባገብርኤል
ወይ 0762865662 ኣቶ ሃይለ ኣለም

ኢሜይል This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ዌብሳይት www.kyrktorget.se/ortodoxakyrkan.sundsvall

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Syntesvägen 4 Kusten folket hus Sundsvall

መንበረ ጸባኦት ቅድስት ስላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ያቭለ

ኣድራሻ ፖስታ
c/o Ghebrezgiabher Ghebru Aregawi
Vinddraget 13a
802 77 Gävle

ተሌ. 0761778055 ቀሺ ገብረእግዚኣብሔር

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Blockstensvägen 59

ቅድስቲ ድንግል ማሪያም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሳንድቪከን

ኣድራሻ ፖስታ
c/o Tesfay Measho Abraha
Seegatan 14H LGH 1302
811 33 Sandviken

ተሌ. 0765894657 ቀሺ ኣማንኤል
ወይ, 0729468305 ዲያቆን ሓጎስ

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Odengatan 59
Sandviken

ኪዳነ ምሕረት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ቦልናስ

ኣድራሻ ቦስጣ
c/o Abebe Mengistab Gebredngil
Björkhamregatan 10E,
821 32 Bollnäs

Tel. 0727604470 ኣማን

ቴሌ. 076-9081276 ቀሺ ኣበበ

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Odengatan 2 Bollnäs

ቅዱስ ጊዮርጊስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሞታላ

ኣድራሻ ቦስጣ
c/o Awet Abrahaley, Lustigkullevägen 18A,
591 47 Motala

ቴሌ.076-7431393 ዓወት

ኢሜይል This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ኣድራሻ ቤተ ክርስቲያን
Ösretmalsgatan 21, 591 35 Motala

ኣቡነ ሊባኖስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ኣቬስታ

ኣድራሻ ቦስጣ
c/o Dawit Tsegay
kolgillaregatan 7H
77434 Avesta

ቴሌ. 076-5975131 ቀሺ ጎይቶኦም

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Kungsgatan 23 Avesta

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ መድኃኔ ዓለም ኡኩልቦ

ኣድራሻ ቦስጣ
c/o Mussie Haile Marstrandsvägen 57
81630 Ockelbo

ቴሌ. 076-1606402 ሙሴ

ኢሜይል This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Mission kyrkan Norra Åsgatan 26 81631 Ockelbo

ኣቡነ ኣረጋዊ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ስቶክሆልም

ኣድራሻ ቦስጣ
c/o Sara Tekle
Knypplerskevägen 20 lgh 1102
168 38 Bromma

ቴሌ. 073 578 6696

ኢመይል. This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Odenvägen 3,
181 32 Lidingo

ደብረ ኢየሱስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሄደሞራ

ኣድራሻ ቦስጣ
c/o Mulue Hagos Åsgatan 52A
77630 Hedemora

ቴሌ. 0790280234 ቀሺ ገብረጊዮርጊስ ኣረጋዊ
ወይ 0760676337 ሙሉእ ሓጎስ

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Kyrkogatan 20 Hedemora

ቅዱስ እስቲፋኖስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሁዲግስቫል

ኣድራሻ ቦስጣ
C/O Simret Gebrehiwet
Kasköplan 8
82441 Hudiksvall

ቴሌ. 0767033251 ቀሺ ኣምሃጽዮን
ወይ 072-9493751 ስምረት ገብረህይወት

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Risslavägen 2 Hudiksvall

ኣቡነ ኣረጋዊ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ዮርፕላንድ

ኣድራሻ ቦስጣ
C/o Filmon Tsgay Sebahatu
Direktør sæthersgate 14
4100 Jørpeland Norge

ቴሌ. +47 47184106 ቀሺ ገብረኪሮስ ወይ ካኣ
+47 409 824 48 ዲያቆን ፍሊሞን

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Jørpeland kyrkje,
Fjelltunnegen 6 4100 Jørpeland

ቅድስቲ ድንግል ማሪያም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ስታቫንገር ኖርወይ

ኣድራሻ ፖስታ
Eritreiske Ortodokse Tewahdo kidist Dingel Mariam menighet i stavanger
6013,4088 Stavanger

ተሌ: 0047 40949385 ቀሺ ሞሳእዝጊ ዘርእሰናይ
94735760 መስፍን

ኢሜይል:   This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ኣድራሻ ቤተክርስቲያን
Ordfører Askelands Gata 4
4020 Stavanger

ተልእኾና

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ስካንዲናቪያ፡ ብድሌት እቶም  ቊጽሮም እናወሰኸ ዝመጽአ ኣብ ስካንዲናቪያ ዝነብሩ ኤርትራውያን  ብውሑድ ዕቑሚ ጀሚራ ኣገልግሎታ ካብ ዝሓለፈ ውሑዳት ዓመታት ከተስፍሕፍሕ ጸኒሓ።

ተልእኾ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ስካንዲናቪያ፡ ንኣመንቲ ኣብ ክርስቲያናዊ ህይወቶም ክዓብዩን ብሰላም ክነብሩን ብመንገዲ ወንጌል ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምምሃርን ምምራሕን እዩ።  

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን፡ ሓዋርያት ቤተ-ክርስቲያን እያ፥ ሃብታም ዝኾነ ሰማያዊ ኣምልኾን ናይ ስርዓተ-ጸሎት ህይወትን መንፈሳዊ ዜማታትን ስርዓታትን ከኣ ኣለዋ። ስለዚ ነዚ ህይወት ዝኾነ  ኣገልግሎት ንኹሎም ኣመንትን ብዛዕባ ኦርቶዶክሳውነት ክፈልጡ ንዝደልዩ  ሓደስትን  ግቡእና ከነበርክት  ሓዋርያዊ ሓላፍነት ከምዘለና ንኣምን።

ህጻናትን መንእሰያትን ናይ ቤተ-ክርስቲያን መጻኢ ስለዝኾኑ፥ ኣብ መንፈሳዊ ህይወቶምን ትምህርቶምን ማሕበራዊ ህይወቶምን ዕውታት ክኾኑ ውጽኢታዊ ጒስነት ንምሃብ ካብቲ ቀንዲ ዕላማና እዩ።

ማእከል ናይ ተልእኾና ክርስቶስን መንግስቱን እዩ፥ ነታ መንግስቱ ብመንገዲ ኦርቶዶክሳዊ ህይወት ከነስፍሕ ከኣ ብእኡን ምስኡን ኣብኡን ኴንና ንዓዪ።

ብፌስቡክ