ኣገልገልቲ ካህናት

ብጹእ ኣቡነ ኣባኪር

ናይ ግብጺ ቤተ ክርስቲያን ጳጳስ ኣብ ሃገራት ስካንድናቪያ

ቴሌ.: 070-0363812

ሊቀ ካህናት ቀሺ ኣፈወርቂ ተስፋ

ወኪል ጳጳስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ሃገረስብከት ስካንድናቪያ

ቴሌ.: 072-0348762

ኢሜል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቀሺ ገብረጊዮርጊስ ኣረጋዊ

ናይ ኣንዳ እየሱስ ቤተ ክርስቲያን ሄደሞራ ኣገልጋሊ

ቴሌ.: 0790280234

ቀሺ እማሃጽዮን ወልደሚካኤል

ናይ ቅዱስ እስቲፋኖስ ቤተክርስቲያን ኣገልጋሊ

ቴሌ : 076-7033251

ኢሜል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

መልኣከ ሰላም ቀሺ ዑቑባገብርኤል ኤልያስ

ናይ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስቲያን ሱንዱስቫል ኣገልጋሊ

ቴሌ: 073-7230629

ኢሜል : This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቀሺ ገብረእግዚኣብሔር - ገብሩ

ናይ መንበረ ጸባኦት ቅድስት ስላሴ ቤት ክርስቲያን ያቭለ ኣገልጋሊ

ቴሌ : 072-8719701

ኢሜል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቐሺ ኣበበ መንግስተኣብ ገብረድንግል

ናይ ኪዳነ ምህረት ቤተክርስቲያን ቦልናስ ኣገልጋሊ

ቴሌ. 076-9081276

ኢሜል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቀሺ ወልደኪዳን ተስፊት

ናይ ቅድስቲ ስላሴ ቤተክርስቲያን ልዩስዳል ኣገልጋሊ

ቴሌ. 0736649884

ቀሺ ተኽለሃይማኖት ገብረኣብ

ናይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ቤተክርስቲያን ቬስትሮስ ኣገልጋሊ

ቴሌ. 076 9538789

ኢሜል. This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

መርጌታ ተስፋይ ገብረመድህን

ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ስቶክሆልም ኣገልጋሊ

ቴሌ. 073 7035280

ኢሜል. This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቀሺ ጎይቶም ተኽለ

ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ቤተልርስቲያን ኣቬስታ ኣገልጋሊ

ቴሌ.076-5975131

ኢሜል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቀሺ ሞሳእዝጊ ፍረሰናይ መሓሪ

ናይ ቅድስቲ ማርያም ቤተክርስቲያን ስታቫንገር ኣገልጋሊ

ቴሌ. +47 740 949 385

ኢሜል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቀሺ ገብረኪሮስ ክፍለ ኣበራ

ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ቤተክርስቲያን ዮርፕላንድ ኣገልጋሊ

ቴሌ. +47 47184106

ኢሜል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቀሺ ኣማኑኤል ክፍሉ

ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን ሳንድቪክን ኣገልጋሊ

ቴሌ. 0765894657

ኢሜል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቀሺ ሚካኤል ዑቑባስላሴ

ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ቤተክርስቲያን ሞታላ ኣገልጋሊ

ቴሌ. 076-9265545

ኢሜል This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቀሺ ሓድጉ ጥዑማይ ተስፉ

ናይ መድሃኔኣለም ቤተክርስቲያን ኡኩልቦ ኣገልጋሊ

ቴሌ.: 0764089879

ኢሜል: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ተልእኾና

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ስካንዲናቪያ፡ ብድሌት እቶም  ቊጽሮም እናወሰኸ ዝመጽአ ኣብ ስካንዲናቪያ ዝነብሩ ኤርትራውያን  ብውሑድ ዕቑሚ ጀሚራ ኣገልግሎታ ካብ ዝሓለፈ ውሑዳት ዓመታት ከተስፍሕፍሕ ጸኒሓ።

ተልእኾ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ስካንዲናቪያ፡ ንኣመንቲ ኣብ ክርስቲያናዊ ህይወቶም ክዓብዩን ብሰላም ክነብሩን ብመንገዲ ወንጌል ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምምሃርን ምምራሕን እዩ።  

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን፡ ሓዋርያት ቤተ-ክርስቲያን እያ፥ ሃብታም ዝኾነ ሰማያዊ ኣምልኾን ናይ ስርዓተ-ጸሎት ህይወትን መንፈሳዊ ዜማታትን ስርዓታትን ከኣ ኣለዋ። ስለዚ ነዚ ህይወት ዝኾነ  ኣገልግሎት ንኹሎም ኣመንትን ብዛዕባ ኦርቶዶክሳውነት ክፈልጡ ንዝደልዩ  ሓደስትን  ግቡእና ከነበርክት  ሓዋርያዊ ሓላፍነት ከምዘለና ንኣምን።

ህጻናትን መንእሰያትን ናይ ቤተ-ክርስቲያን መጻኢ ስለዝኾኑ፥ ኣብ መንፈሳዊ ህይወቶምን ትምህርቶምን ማሕበራዊ ህይወቶምን ዕውታት ክኾኑ ውጽኢታዊ ጒስነት ንምሃብ ካብቲ ቀንዲ ዕላማና እዩ።

ማእከል ናይ ተልእኾና ክርስቶስን መንግስቱን እዩ፥ ነታ መንግስቱ ብመንገዲ ኦርቶዶክሳዊ ህይወት ከነስፍሕ ከኣ ብእኡን ምስኡን ኣብኡን ኴንና ንዓዪ።

ብፌስቡክ