Eritrean Orthodox Tewahedo Church - Diocese of Scandinavia & Finland
  • ቀዳማይ ገጽ
  • ብዛዕባና
    • ሓበሬታ
      • ብዛዕባ ሃገረ ስብከት
      • ዝርዝር ኣብያተ ክርስቲያን
    • ምሕደራ
      • መመሓደሪ ዓንዲ ሕጊ
      • ምሕደራ ሃገረ ስብከት
      • ምሕደራ ክልል ሰበኻ ቤተክርስቲያን
      • መንፈሳዊ ቤት ፍርዲ
      • ኮሚቴ ሃገረስብከት
  • ትምህርተ ሃይማኖት
    • አእማደ ምስጢር
      • ምስጢረ ስላሴ
      • ምስጢረ ስጋዌ
      • ምስጢረ ጥምቀት
      • ምስጢረ ቍርባን
      • ምስጢረ ትንሳኤ ሙታን
    • ምስጢራተ ቤተክርስቲያን
      • ምስጢራተ ቤተክርስቲያን፡ መእተዊ
      • ምስጢረ ጥምቀት
      • ምስጢረ ሜሮን
      • ምስጢረ ንስሓ
      • ምስጢረ ቁርባን
      • ምስጢረ ተክሊል
      • ምስጢረ ክህነት
      • ምስጢረ ቀንዴል
  • ስነጽሑፍ
  • ንህጻናት
  • ግብረ ሰናይ
  • ስእልታት
  • ተወከሱና
  • English Site
  • Menu Menu

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!

ናብ መርበብ ሓበሬታና ስለ ዝበጻሕኩም  መንፈሳዊ ሓጎስ ይስምዓና።

ኣብዚ መርበብ እዚ  ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ስርዓተ ኣምልኾን እምነትን ከምኡ ካኣ ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ስካንዲናቪያ ከመይ ከምዝመስል ንጹር ዝኾነ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

ከም መንፈሳውያን መጠን ኩሉ እንገብሮ ጻዕሪ ንኣባላት ቤተክርስትያንን ካልኦት ብእምነቶም ንዝግደሱን ብዝሓሸን ብዝጸፈፈን መንገዲ መልእኽቲ ወንጌል  ከምዝበጽሖም ምግባር እዩ። ብተወሳኺ እዚ መርበብ ’ዚ ብቐረባ ቃል ኣምላኽ ክረኽቡ ንዘይከኣሉ ኣመንቲ ቃል ኣምላኽ ኣብ ምርካብ ክሕግዞም ዓቢ ተስፋ ኣሎና። ስለ’ዚ መንፈሳዊ ኣፍልጦኹም ንምዕባይን ብዛዕባ ቤተክርስቲያና እትደልይዎ ሓበሬታ ንምርካብን ነዚ መርበብ ሓበሬታ ክትጥቀሙ ብትሕትና ንሓትት። ምናልባት ሕቶታት እንተለኩም’ውን ከይተሰከፍኩም ጸሓፉልና ኣብ ሰዓቱ ክንምልሰልኩም ኢና።

ኣምላኽ ይባርኽኩም።

Share this entry
  • Share on Facebook
  • Share on X
  • Share on WhatsApp
  • Share on Pinterest
  • Share on LinkedIn
  • Share on Tumblr
  • Share on Vk
  • Share on Reddit
  • Share by Mail
https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo-1.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo-1.png tc2014-06-20 19:22:582014-06-20 19:22:58እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!
ትግርኛ English
Search Search

Recent Posts

  • ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያን 6ይ ሓፈሻዊ መንፈሳዊ ጉባኤ ተካይዱ።
  • ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ን ኤርትራ ኣብ ኦቪክ
  • ቅዱስ ገብርኤል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ን ኤርትራ ኣብ ኡምዮ
  • ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሞራ / ኡሻ
  • መድሓኒ ዓለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ኦስሎ ኖርዌይ
© Copyright - Eritrean Orthodox Tewahedo Church in Scandinavia and all Nordic Countries | Website by atbiya.com
  • Link to Facebook
Link to: ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሱንዱስቫል Link to: ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሱንዱስቫል ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን... Link to: ቅድስት አፎሚያ Link to: ቅድስት አፎሚያ ቅድስት አፎሚያ
Scroll to top Scroll to top Scroll to top