hannah

ናይ ሃና ጸሎት

ዕላማ᎓ እግዚኣብሔር ጸሎት ከምዝሰምዕ ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ ኦ ጎይታይ ጸሎተይ ስማዕ  (መዝ. 143᎓1) መወከሲ᎓ 1ይ ሳሙኤል 1᎓1-27 መእተዊ᎓ ሕጻን ቆለዓ ርኢኹም ትፈልጡ ዶ? ቆለዓ ውልድ ምስበለ ከመይ ኢሉ ይርእይ? ማማን ባባን ኣምላኽ ቆልዓ ምስ ሃቦም ናይ በሓቂ እዮም ዝሕጎሱ። ትምህርቲ᎓ ናይ ሎሚ መዓልቲ ትምህርትና እንበኣር ብዛዕባ ሓንቲ ሃና ዝተባህለት ሰበይቲ ክኸውን እዩ። ሃና ውላድ ወይ […]

ብፌስቡክ