ፍጥረት May 8, 2015/in ንህጻናት /by tcዕላማ᎓ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምዃኑ ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብመጀመርታ ሰማይን ምድርን ፈጠረ” (ዘፍ.1᎓1) መወከሲ᎓ ዘፍጥረት 1 መእተዊ᎓ ሰላም እዞም ደቀይ ከመይ ቀኒኹም? እግዚኣብሔር ይመስገን እስከ በሉ። እወ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ስለቲ ዝገብረልና ሰናይ ነገር ኩሉ ግዜ ከነመስግኖ ይግባእ። እበኣር ከስ ናይ ሎሚ ትምህርትና ከምዚ ይኸውን፦ እስኪ […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2015-05-08 06:09:532015-05-08 06:09:53ፍጥረት
መግቢ ካብ ሰማይ ማይ ድማ ካብ ከውሒ (እምኒ) May 8, 2015/in ንህጻናት /by tcኣምላኽ ኩሉ ግዜ ይሕግዘናን ዘድሊየና ዘበለ ድማ ይቕርበልና መዘኻከሪ ጥቕሲ “ኣምላኽ ናተይ ረዳኢየይ ኢዩ ኣይፈርሕን እየ” ዕብ. 13:6 ዘዳ.16:1-18, ምሳ. 20:1-13 ኣቐድም ኣቢሎም ዝተማህርዎ ትምህርቲ ኣርእዮም። ነቶም ቆሉዑት ከምዚ ኢልካ ሕተቶም፦ ዝኾነ ነገር ምስ እንደሊ ንመን ክንሓቶ ይግበኣና? መን እዩ ኩሉ ዘድልየና ዘበለ ነገር ዘማልኣልና ወይ ድማ ዝህበና? ትምህርቲ ቅድሚ […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2015-05-08 05:32:142015-05-08 05:32:14መግቢ ካብ ሰማይ ማይ ድማ ካብ ከውሒ (እምኒ)
ዓሰርተ ኽልተ ፍሉያት ኣዕሩኽ August 28, 2014/in ንህጻናት /by tcዕላማ : ብዛዕባ ትርጉም ሃዋርያነት ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ: ነንሕድሕድኩም እንተተፋቐርኩም በዚ ደቂ መዝሙረይ ምዃንኩም ኩሎም ክፈልጡ እዮም” ዮው 13:35 መወከሲ: ማቴ.10 መእተዊ: ኣዕርኽቲ ዘለውዎ መን ኣሎ፧ ክንደይ ኣዕርኽቲ ኣለውኻ/ኺ፧ ነፍሲ ወከፍ ቆልዓ ኣስማት ኣዕርኽቶም/ተን ይንገሩ። ናይቶም ዓስርተ ኽልተ ሃዋርያት ስእሊ ቀሪብካ ንኽቖጽርዎም ኣቕርበሎም። ነፍሲ ወከፍ ስእሊ ነየናይ ሃዋርያ ከምዝውክል ሕተቶም። ትምህርቲ: ኢየሱስ ክርስቶስ ብዛዕባ ኣምላኽ ክምህር ክጅምር […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-08-28 16:17:082014-08-28 16:17:08ዓሰርተ ኽልተ ፍሉያት ኣዕሩኽ
ኣርባዕተ ኣዕሩኽ ንሓደ ሕሙም ከም ዝሓገዝዎ August 3, 2014/in ንህጻናት /by tcዕላማ᎓ ኢየሱስ ሕሙማት ከምዝፍውስን ስለ ዝሓመሙ ክንጽሊ ከምዝግበኣናን ንምምሃር መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “ተንስእ’ሞ ዓራትካ ኣልዒልካ ኪድ” ማርቆስ 02᎓9 መወከሲ᎓ ማርቆስ 2᎓1-12 መእተዊ᎓ ኣዕሩኽ ኣለውኹም ዶ? እስኪ ካብቶም ኣዕርኽትኹም ናይ ገሊኣቶም ስም ንገሩኒ። ምስ ኣዕርኽትኹም እንታይ ትገብሩ? ካብ ምጽዋት ሓሊፍኩም ካልእ ነገር እንታይ እንታይ ትገብሩ? ነኣብነት ፦ ቤተ ክርስቲያን ብሓንሳብ ትኸዱ ዶ? ነንሕድሕድኩም ትተሓጋገዙ ዶ? እንበኣር ናይ […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-08-03 20:09:512014-08-03 20:09:51ኣርባዕተ ኣዕሩኽ ንሓደ ሕሙም ከም ዝሓገዝዎ
ሳሙኤል ኣብ ድቃሱ ከሎ ኣምላኽ ጸውዖ June 10, 2014/in ንህጻናት /by tcዕላማ᎓ ቅድሚ ምድቃስና ናይ ግድን ክንጽልን ንኣምላኽ ክንስምዖን ከምዝግበኣናን ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “ ጎይታይ ባሪያኻ ይሰምዓካ ኣሎ’ሞ ተዛረብ” 1ይ ሳሙኤል 03᎓09 መወከሲ᎓ 1ይ ሳሙኤል 3᎓1-10 መእተዊ᎓ ቅድሚ ኣብ ዓራት ክትድቅሱ ምኻድኩም እንታይ እንታይ ትገብሩ? ስንኹም ተሓጺብኩም ፒጃማ ትኽደኑ ዶ? መጽሓፍ ተንብቡ ዶ? እንታይ ዓይነት መጽሓፍ ተንብቡ? ናይ ጽንጽዋይ መጽሓፍ ድዩ ወላስ መጽሓፍ ቅዱስ? ትጽልዩ ዶ? […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/content/samuel.jpg 215 150 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-06-10 17:10:012014-06-10 17:10:01ሳሙኤል ኣብ ድቃሱ ከሎ ኣምላኽ ጸውዖ
ፍጥረት
/in ንህጻናት /by tcዕላማ᎓ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምዃኑ ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብመጀመርታ ሰማይን ምድርን ፈጠረ” (ዘፍ.1᎓1) መወከሲ᎓ ዘፍጥረት 1 መእተዊ᎓ ሰላም እዞም ደቀይ ከመይ ቀኒኹም? እግዚኣብሔር ይመስገን እስከ በሉ። እወ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ስለቲ ዝገብረልና ሰናይ ነገር ኩሉ ግዜ ከነመስግኖ ይግባእ። እበኣር ከስ ናይ ሎሚ ትምህርትና ከምዚ ይኸውን፦ እስኪ […]
መግቢ ካብ ሰማይ ማይ ድማ ካብ ከውሒ (እምኒ)
/in ንህጻናት /by tcኣምላኽ ኩሉ ግዜ ይሕግዘናን ዘድሊየና ዘበለ ድማ ይቕርበልና መዘኻከሪ ጥቕሲ “ኣምላኽ ናተይ ረዳኢየይ ኢዩ ኣይፈርሕን እየ” ዕብ. 13:6 ዘዳ.16:1-18, ምሳ. 20:1-13 ኣቐድም ኣቢሎም ዝተማህርዎ ትምህርቲ ኣርእዮም። ነቶም ቆሉዑት ከምዚ ኢልካ ሕተቶም፦ ዝኾነ ነገር ምስ እንደሊ ንመን ክንሓቶ ይግበኣና? መን እዩ ኩሉ ዘድልየና ዘበለ ነገር ዘማልኣልና ወይ ድማ ዝህበና? ትምህርቲ ቅድሚ […]
ዓሰርተ ኽልተ ፍሉያት ኣዕሩኽ
/in ንህጻናት /by tcዕላማ : ብዛዕባ ትርጉም ሃዋርያነት ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ: ነንሕድሕድኩም እንተተፋቐርኩም በዚ ደቂ መዝሙረይ ምዃንኩም ኩሎም ክፈልጡ እዮም” ዮው 13:35 መወከሲ: ማቴ.10 መእተዊ: ኣዕርኽቲ ዘለውዎ መን ኣሎ፧ ክንደይ ኣዕርኽቲ ኣለውኻ/ኺ፧ ነፍሲ ወከፍ ቆልዓ ኣስማት ኣዕርኽቶም/ተን ይንገሩ። ናይቶም ዓስርተ ኽልተ ሃዋርያት ስእሊ ቀሪብካ ንኽቖጽርዎም ኣቕርበሎም። ነፍሲ ወከፍ ስእሊ ነየናይ ሃዋርያ ከምዝውክል ሕተቶም። ትምህርቲ: ኢየሱስ ክርስቶስ ብዛዕባ ኣምላኽ ክምህር ክጅምር […]
ኣርባዕተ ኣዕሩኽ ንሓደ ሕሙም ከም ዝሓገዝዎ
/in ንህጻናት /by tcዕላማ᎓ ኢየሱስ ሕሙማት ከምዝፍውስን ስለ ዝሓመሙ ክንጽሊ ከምዝግበኣናን ንምምሃር መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “ተንስእ’ሞ ዓራትካ ኣልዒልካ ኪድ” ማርቆስ 02᎓9 መወከሲ᎓ ማርቆስ 2᎓1-12 መእተዊ᎓ ኣዕሩኽ ኣለውኹም ዶ? እስኪ ካብቶም ኣዕርኽትኹም ናይ ገሊኣቶም ስም ንገሩኒ። ምስ ኣዕርኽትኹም እንታይ ትገብሩ? ካብ ምጽዋት ሓሊፍኩም ካልእ ነገር እንታይ እንታይ ትገብሩ? ነኣብነት ፦ ቤተ ክርስቲያን ብሓንሳብ ትኸዱ ዶ? ነንሕድሕድኩም ትተሓጋገዙ ዶ? እንበኣር ናይ […]
ሳሙኤል ኣብ ድቃሱ ከሎ ኣምላኽ ጸውዖ
/in ንህጻናት /by tcዕላማ᎓ ቅድሚ ምድቃስና ናይ ግድን ክንጽልን ንኣምላኽ ክንስምዖን ከምዝግበኣናን ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “ ጎይታይ ባሪያኻ ይሰምዓካ ኣሎ’ሞ ተዛረብ” 1ይ ሳሙኤል 03᎓09 መወከሲ᎓ 1ይ ሳሙኤል 3᎓1-10 መእተዊ᎓ ቅድሚ ኣብ ዓራት ክትድቅሱ ምኻድኩም እንታይ እንታይ ትገብሩ? ስንኹም ተሓጺብኩም ፒጃማ ትኽደኑ ዶ? መጽሓፍ ተንብቡ ዶ? እንታይ ዓይነት መጽሓፍ ተንብቡ? ናይ ጽንጽዋይ መጽሓፍ ድዩ ወላስ መጽሓፍ ቅዱስ? ትጽልዩ ዶ? […]