Eritrean Orthodox Tewahedo Church - Diocese of Scandinavia & Finland
  • ቀዳማይ ገጽ
  • ብዛዕባና
    • ሓበሬታ
      • ብዛዕባ ሃገረ ስብከት
      • ዝርዝር ኣብያተ ክርስቲያን
    • ምሕደራ
      • መመሓደሪ ዓንዲ ሕጊ
      • ምሕደራ ሃገረ ስብከት
      • ምሕደራ ክልል ሰበኻ ቤተክርስቲያን
      • መንፈሳዊ ቤት ፍርዲ
      • ኮሚቴ ሃገረስብከት
  • ትምህርተ ሃይማኖት
    • አእማደ ምስጢር
      • ምስጢረ ስላሴ
      • ምስጢረ ስጋዌ
      • ምስጢረ ጥምቀት
      • ምስጢረ ቍርባን
      • ምስጢረ ትንሳኤ ሙታን
    • ምስጢራተ ቤተክርስቲያን
      • ምስጢራተ ቤተክርስቲያን፡ መእተዊ
      • ምስጢረ ጥምቀት
      • ምስጢረ ሜሮን
      • ምስጢረ ንስሓ
      • ምስጢረ ቁርባን
      • ምስጢረ ተክሊል
      • ምስጢረ ክህነት
      • ምስጢረ ቀንዴል
  • ስነጽሑፍ
  • ንህጻናት
  • ግብረ ሰናይ
  • ስእልታት
  • ተወከሱና
  • English Site
  • Menu Menu

ሰሙነ ሕማማት

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።
ናብቶም ኣብ መላእ ዓለም ተበቲንኩም ዘለኹም ሰዓብቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ። ኣቐዲምና ዕዙዝ ዝኾነ መንፈሳዊ ሰላምታና ነቕርበልኩም፣ ቀጺልና ብሰንኪ እዚ ኣብ ዓለምና ተኸሲቱ ዘሎ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ህዝቢ ኣብ ቤተክርስቲያን ተኣኪቡ ክጽልን ክሰግድን ኣጸጋሚ ኮይኑ ስለዝሎ ምእመናን ኣብ ቤቶም ኮይኖም ምእንቲ ክከታተሉን ክሰግዱን ኩሉ እቲ ኣብ ሰሙነ ሕማማት ዝካየድ ናይ ጸሎትን ስግደትን መደብ ካብ ጽባሕ ሰኑይ ጀሚሩ ክሳብ ትንሳኤ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መስመር ብቐጥታ ክመሓላለፍ እዩ። እቶም ዝከኣልኩም ምሳና ሓቢርኩም ክትጽልዩን ክትሰግዱን ብኣኽብሪት ንዕድም።

መደብ ዝጅምረሉ፣

ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ ሰዓት 10፣00 ቅ፣ቀ (Berlin Time)

ዓርቢ ስቕለት 09፣00 ቅ፣ቀ

ትንሳኤ 20፣00 ድ፣ቀ

ዝመሓላለፈሉ መስመር፣

https://m.facebook.com/Eritrean-Orthodox-Tewahedo-Church-Diocese-of-Scandinavia-Finland-753528281337406/

እግዚኣብሔር ነዚ ሰሙነ ሕማማት ብሰላም የፈጽመና ፈውሲ ምሕረቱ ካኣ ይልኣኸልና።

ንብጹእ ወቅዱስ ኣቦና እንጦንዮስ ውን ብህይወትን ምሉእ ጥዕናን ይሓልወልና።

Share this entry
  • Share on Facebook
  • Share on X
  • Share on WhatsApp
  • Share on Pinterest
  • Share on LinkedIn
  • Share on Tumblr
  • Share on Vk
  • Share on Reddit
  • Share by Mail
https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/Holy_week__1_.jpg 1280 2276 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo-1.png tc2020-04-13 10:12:412020-04-13 10:13:10ሰሙነ ሕማማት
ትግርኛ English
Search Search

Recent Posts

  • ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያን 6ይ ሓፈሻዊ መንፈሳዊ ጉባኤ ተካይዱ።
  • ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ን ኤርትራ ኣብ ኦቪክ
  • ቅዱስ ገብርኤል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ን ኤርትራ ኣብ ኡምዮ
  • ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሞራ / ኡሻ
  • መድሓኒ ዓለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ኦስሎ ኖርዌይ
© Copyright - Eritrean Orthodox Tewahedo Church in Scandinavia and all Nordic Countries | Website by atbiya.com
  • Link to Facebook
Link to: ንኮረና ቫይረስ ኣመልኪቱ ዝወጸ እዋናዊ መግለጺ Link to: ንኮረና ቫይረስ ኣመልኪቱ ዝወጸ እዋናዊ መግለጺ ንኮረና ቫይረስ ኣመልኪቱ ዝወጸ እዋናዊ መግለ... Link to: መልእኽቲ ሃገረስብከት ብምኽንያት በዓል ልደት 2021 ዓ ም Link to: መልእኽቲ ሃገረስብከት ብምኽንያት በዓል ልደት 2021 ዓ ም መልእኽቲ ሃገረስብከት ብምኽንያት በዓል ልደት...
Scroll to top Scroll to top Scroll to top