Eritrean Orthodox Tewahedo Church - Diocese of Scandinavia & Finland
  • ቀዳማይ ገጽ
  • ብዛዕባና
    • ሓበሬታ
      • ብዛዕባ ሃገረ ስብከት
      • ዝርዝር ኣብያተ ክርስቲያን
    • ምሕደራ
      • መመሓደሪ ዓንዲ ሕጊ
      • ምሕደራ ሃገረ ስብከት
      • ምሕደራ ክልል ሰበኻ ቤተክርስቲያን
      • መንፈሳዊ ቤት ፍርዲ
      • ኮሚቴ ሃገረስብከት
  • ትምህርተ ሃይማኖት
    • አእማደ ምስጢር
      • ምስጢረ ስላሴ
      • ምስጢረ ስጋዌ
      • ምስጢረ ጥምቀት
      • ምስጢረ ቍርባን
      • ምስጢረ ትንሳኤ ሙታን
    • ምስጢራተ ቤተክርስቲያን
      • ምስጢራተ ቤተክርስቲያን፡ መእተዊ
      • ምስጢረ ጥምቀት
      • ምስጢረ ሜሮን
      • ምስጢረ ንስሓ
      • ምስጢረ ቁርባን
      • ምስጢረ ተክሊል
      • ምስጢረ ክህነት
      • ምስጢረ ቀንዴል
  • ስነጽሑፍ
  • ንህጻናት
  • ግብረ ሰናይ
  • ስእልታት
  • ተወከሱና
  • English Site
  • Menu Menu

ስለ ግዳያት ላምፓዱዛ ጸሎተ-ፍትሓት ተኻይዱ

ኩላተን እተን ኣብ ሃገር ሽወደን ዝርከባ ቀኖናዊ ስርዓት ተኸቲለን ዝኽዳ ዘለዋ ኣብያተክርስቲያን ስለ እቶም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ትማሊ ሰንበት 05-10-2014 ቀዳማይ ዓመቶም ምኽንያት ብምግባር ጸሎተ ፍትሓት ኣካይደን። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ማለት ዕለት 3 ጥቅምቲ 2014 ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝወረደ ሓደጋ ባሕሪ ንዓለም ዘደንጸወን ውርደት ኤርትራውያን ካኣ ብጋህዲ ዘንጸባረቐን ፍጻሜ ምንባሩ ናይ ቀረባ ተዘክሮ አዩ። ህልቂት ንእስነቶም ዘይመነዉ መንእሰያትን ኣፎም ዘየጽረዩ ነኣሽቱ  ህጻናትን ብፍላይ ካኣ እታ እናሞተት ዝወለደት  ኣደን ንኹሉ ሰብ ዘስደመመን ሓቀኛ ምስልና ዘርእየን ኩነት እዩ። እምበእርከስ በዚ ኣጋጣሚ ምርኩስ ብምግባር ጓይላን ዕንደራን ገዲፍና ኣምላኽ ንመከራና መወዳእታ ክገብረሉ ኣብ ጸሎትን ምህልላን ክንጽመድ መንፈሳዊ መልእኽትና ከነመሓላልፍ ንፈቱ።

ስብሓት ሎቱ።

Share this entry
  • Share on Facebook
  • Share on X
  • Share on WhatsApp
  • Share on Pinterest
  • Share on LinkedIn
  • Share on Tumblr
  • Share on Vk
  • Share on Reddit
  • Share by Mail
https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo-1.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo-1.png tc2014-10-06 11:24:062014-10-06 11:24:06ስለ ግዳያት ላምፓዱዛ ጸሎተ-ፍትሓት ተኻይዱ
ትግርኛ English
Search Search

Recent Posts

  • ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያን 6ይ ሓፈሻዊ መንፈሳዊ ጉባኤ ተካይዱ።
  • ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ን ኤርትራ ኣብ ኦቪክ
  • ቅዱስ ገብርኤል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ን ኤርትራ ኣብ ኡምዮ
  • ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሞራ / ኡሻ
  • መድሓኒ ዓለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ኦስሎ ኖርዌይ
© Copyright - Eritrean Orthodox Tewahedo Church in Scandinavia and all Nordic Countries | Website by atbiya.com
  • Link to Facebook
Link to: ቀሸሽቲ ዝኾኑ ኣቕሽሽቲ Link to: ቀሸሽቲ ዝኾኑ ኣቕሽሽቲ ቀሸሽቲ ዝኾኑ ኣቕሽሽቲ Link to: “ካብ ሽሕ ዓመት ኣብ ቤት ረሲኣን ሓንቲ መዓልቲ ሓላዊ ቤትካ ምኳን ይሕሸኒ።” Link to: “ካብ ሽሕ ዓመት ኣብ ቤት ረሲኣን ሓንቲ መዓልቲ ሓላዊ ቤትካ ምኳን ይሕሸኒ።” “ካብ ሽሕ ዓመት ኣብ ቤት ረሲኣን ሓንቲ መዓልቲ...
Scroll to top Scroll to top Scroll to top