ብዛዕባ ሃገረ ስብከት
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ሃገረስብከት ስካንዲናቪያን ፊንላንድን ስርዓትን እምነትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ብምኽታል ነቶም ኣብ ስካንዲናቪያን ፊንላንድን ዝነብሩ ምእመናን ዘገልግል ሃገረስብከት እዩ።
This author has not written his bio yet.
But we are proud to say that tc contributed 103 entries already.
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ሃገረስብከት ስካንዲናቪያን ፊንላንድን ስርዓትን እምነትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ብምኽታል ነቶም ኣብ ስካንዲናቪያን ፊንላንድን ዝነብሩ ምእመናን ዘገልግል ሃገረስብከት እዩ።
ኣድራሻ ቦስጣ Eritreanska Ortodoxa Tewahedo Kyrkan I Skandinavien (koptiska patriarkatet) Syntesvägen 4 854 67 Sundsvall Sweden ቁጽሪ ሕሳብ ሃገረ ስብከት (Dicese) Swish: 123 614 48 85 ቁጽሪ ሕሳብ ግብረ ሰናይ (Charity) ERITREANSKAORTODOXA KYRKAN EOTKS KP IBAN: SE348000 0842 0296 4863 6646 BIC: SWEDSESS BANK GIRO: 677 4830 Swish: 123 614 67 65 ተወከሱና
ኣብ ናይ ምስጋና ህይወት ዝነብር ሰብ ዝተገብረሉ ነገርን ንዝተፈጸመሉ ኩሉ ጽቡቕ ተግባርን ዘይርስዕ ነዚ ኹሉ ድማ ብምስጋና ዝገልጽ መስተውዓልን በሊሕን ሰብ እዩ። ንእግዚኣብሔርን ንሰባትን ዘቕርቦ ምስጋና ኣብ ናይ ልቡ ጽላት ተጻሒፉ ዝተቐመጠ ስለዝኾነ ምስጋና ካብ ኣፉ ጠፉኡ ኣይፈልጥን እዩ።