Entries by tc

እምነት ምእመናን ዘግሃደ ጽምብል ኣብ ከተማ ያቭለ ተጸምቢሉ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ብሓድነቱን ሰለስትነቱን እንዳተመስገን ዚነብር ህያው አምላክና ምስግና ይኩኖ፡ ናብ’ዚ ቅዱስ ዕለት እዚ ብሰላም ብጥዕና አብጺሑ ናይ ቅድስት ስላሴ በዓል ንምብዓልን  ንምስታፍን ስለ ዚፈቀደልና ልዑለ ባህርይ አምላክና  ክብሪ ይኹኖ። ኣብ ሃገረ ስዊዲን፡ ያቭለ ኣብ እትበሃል ከተማ እትርከብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን፡ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅድስት ስላሴ  ትማሊ […]

መንገድኻ ብልቦና መርምሮ!!!

“እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል ኣሎ፦ እስከ ብልብኹም መንገድኹም  ሕሰቡ” (ሓጌ 1᎓5) ቃል እግዚኣብሔር ልብና ኣብ መንገድና ክንገብር ይእዝዘና። በየናይ መንገዲ ንጓዓዝ ከምዘለና ክንሓስብ ይግባእ። እቲ ክንጓዓዘሉ መሪጽናዮ ዘለና መንገዲ ናበይ ከምዘብጽሓና ፈሊና እንተዘይፈሊጥናዮ ጉዕዞና ንኸንቱ እዩ ዝኸውን። ኣብ ምድሪ ብዙሓት ዝተፈላለዩ መንገድታት ኣለዉ፤ እንተኾነ ግን ኩላቶም ናብቲ ዝሓሰብናዮ ቦታ የብጽሑና እዮም ማለት ኣይኮነን ። ስለዚ እቲ ቅኑዕ ዝኾነ መንገዲ መሪጽና ምጉዓዝን  መንገድና ብልቢ ምምርማርን   ፈጺሙ ኣገዳሲ እዩ። 

ምጅማር ናይ ሓባር መርበብ ሓበሬታ http://eotcs.se

ዓቢ ብስራት ኣብ ሃገረ ሽወደንን ኣብ መላእ ዓለምን ንእትርከቡ ኦርቶዶክሳውያን ኣገልገልትን ምእመናንን

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ፣ ኣሓዱ ኣምላክ፣ ኣሜን!

   ምጅማር ናይ ሓባር መርበብ ሓበሬታ http://eotcs.se/  
ኣብ ሃገረ ሽወደን ናይ ዝርከባ መላእ ኦርቶዶክሳውያን ኣብያተ ክርስቲያን ኤርትራ

ቅድስት አፎሚያ

በወርኃ ሠኔ መታሰቢያ ከሚደረግላቸው ቅዱሳን መካከል እግዚአብሔርን የሚፈራ የአስተራኒቆስ ሚስት የሆነች የቅድስት አፎምያን ታሪክ በአጭሩ እንዳስሳለን፡፡

ቅድስት አፎምያ በትዳር በነበረችባቸው ዘመናት እግዚአብሔርን ከሚወድ ባለቤቷ ጋር እግዚአብሔርን ስታገለግለው የኖረች ሴት ነበረች፡፡ በየወሩ በ29 ቀን የጌታችንን የልደቱን፣ ወር በገባ በ21 የእመቤታችንንና ወር በገባ በ12 የቅዱስ ሚካኤልን መታሰቢያ እያደረጉ ነዳያንን ይጎበኙ እንደነበር ታሪካቸው ይነግረናል፡፡

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!

ናብ መርበብ ሓበሬታና ስለ ዝበጻሕኩም  መንፈሳዊ ሓጎስ ይስምዓና።

ኣብዚ መርበብ እዚ  ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ስርዓተ ኣምልኾን እምነትን ከምኡ ካኣ ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ስካንዲናቪያ ከመይ ከምዝመስል ንጹር ዝኾነ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

ሳሙኤል ኣብ ድቃሱ ከሎ ኣምላኽ ጸውዖ

ዕላማ᎓ ቅድሚ ምድቃስና ናይ ግድን ክንጽልን ንኣምላኽ ክንስምዖን ከምዝግበኣናን ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “ ጎይታይ ባሪያኻ ይሰምዓካ ኣሎ’ሞ ተዛረብ” 1ይ ሳሙኤል 03᎓09 መወከሲ᎓ 1ይ ሳሙኤል 3᎓1-10 መእተዊ᎓ ቅድሚ ኣብ ዓራት ክትድቅሱ ምኻድኩም እንታይ እንታይ ትገብሩ? ስንኹም ተሓጺብኩም ፒጃማ ትኽደኑ ዶ? መጽሓፍ ተንብቡ ዶ? እንታይ ዓይነት መጽሓፍ ተንብቡ? ናይ ጽንጽዋይ መጽሓፍ ድዩ ወላስ መጽሓፍ ቅዱስ? ትጽልዩ ዶ? […]

ናይ ሃና ጸሎት

ዕላማ᎓ እግዚኣብሔር ጸሎት ከምዝሰምዕ ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ ኦ ጎይታይ ጸሎተይ ስማዕ  (መዝ. 143᎓1) መወከሲ᎓ 1ይ ሳሙኤል 1᎓1-27 መእተዊ᎓ ሕጻን ቆለዓ ርኢኹም ትፈልጡ ዶ? ቆለዓ ውልድ ምስበለ ከመይ ኢሉ ይርእይ? ማማን ባባን ኣምላኽ ቆልዓ ምስ ሃቦም ናይ በሓቂ እዮም ዝሕጎሱ። ትምህርቲ᎓ ናይ ሎሚ መዓልቲ ትምህርትና እንበኣር ብዛዕባ ሓንቲ ሃና ዝተባህለት ሰበይቲ ክኸውን እዩ። ሃና ውላድ ወይ […]