Entries by tc

ብዛዕባ ሃገረ ስብከት

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ሃገረስብከት ስካንዲናቪያን ፊንላንድን   ስርዓትን እምነትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ብምኽታል ነቶም ኣብ ስካንዲናቪያን ፊንላንድን ዝነብሩ ምእመናን ዘገልግል ሃገረስብከት እዩ። ኣብ ሽወደን ዝነበሩ ካህናት ኣቦታት ካብ 2012 ኣትሒዞም ነቶም ድሮ ተጠርኒፎም ዝነበሩ ምእመናን ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ብጹእ ኣቡነ ኣባኪር ኮይኖም ኣገልግሎት ክህቡ ጸኒሖም እዮም። እቲ ኣገልግሎት እናሰፍሐን እናዓበየን ስለ ዝኸደ ዝሓሸ ኣገልግሎት […]

ሃገረ ስብከት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ስካንዲናቭያን ፊንላንድን

ኣድራሻ ቦስጣ Eritreanska Ortodoxa Tewahedo Kyrkan I Skandinavien (koptiska patriarkatet) Syntesvägen 4 854 67 Sundsvall Sweden ቁጽሪ ሕሳብ ሃገረ ስብከት (Dicese) Swish: 123 614 48 85 ቁጽሪ ሕሳብ ግብረ ሰናይ (Charity) ERITREANSKAORTODOXA KYRKAN EOTKS KP IBAN: SE348000 0842 0296 4863 6646 BIC: SWEDSESS BANK GIRO: 677 4830 Swish: 123 614 67 65 ተወከሱና

ብኹሉ ነገር ኣመስገንቲ ንኹን

ኣብ ናይ ምስጋና ህይወት ዝነብር ሰብ ዝተገብረሉ ነገርን ንዝተፈጸመሉ ኩሉ  ጽቡቕ ተግባርን ዘይርስዕ ነዚ ኹሉ ድማ ብምስጋና ዝገልጽ መስተውዓልን በሊሕን ሰብ እዩ። ንእግዚኣብሔርን ንሰባትን ዘቕርቦ ምስጋና ኣብ ናይ ልቡ ጽላት ተጻሒፉ ዝተቐመጠ ስለዝኾነ ምስጋና ካብ ኣፉ ጠፉኡ ኣይፈልጥን እዩ።