ቃለመጠይቅ ምስ ሊቀ ካህናት ቀሺ ኣፈወርቂ ተስፋ 1ይ ክፋል
መተሓሳሰቢ
ዝኸበርኩም ምእመናን ካብ ቤተክርስቲያን ክትረኽብዎ እትደልዩ ኣገልግሎት ማለት ቅዳሴ: ክርስትና: ጸሎተፍትሓት: ቃልኪዳን: መንፈሳዊ ምኽርን ማዕዳን ወዘተ ንምርካብ ናብ ቀረባኹም ዘሎ ቤተክርስቲያን ብምኻድ ወይ ተሌፎን ብምድዋል ተወከሱ።
ሓገዝኩም አይፈለየና
ነታ ብብዙሕ መከራን ጸበባን ትሓልፍ ዘላ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ንምድሓን ጀሚርናዮ ዘለና ቅዱስ ዕላማ ዕዉት ንምግባር እጃምኩም ከተበርክቱ ብስም እግዚኣብሔር ንምሕጸን።
ገንዘባዊ ሓገዝ ክትገብሩ ምስ እትደልዩ ነዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ሕሳብ ክትጥቀሙ ትኽእሉ።
Swedish bank No: Bankgiro: 374-2806
International bank No:
SE078 0000 8420 292 4816 6036
Swift code: SWEDSESS
ብዛዕባ ሃገረ ስብከት
/in ብዛዕባና /by tcኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ሃገረስብከት ስካንዲናቪያን ፊንላንድን ስርዓትን እምነትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ብምኽታል ነቶም ኣብ ስካንዲናቪያን ፊንላንድን ዝነብሩ ምእመናን ዘገልግል ሃገረስብከት እዩ። ኣብ ሽወደን ዝነበሩ ካህናት ኣቦታት ካብ 2012 ኣትሒዞም ነቶም ድሮ ተጠርኒፎም ዝነበሩ ምእመናን ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ብጹእ ኣቡነ ኣባኪር ኮይኖም ኣገልግሎት ክህቡ ጸኒሖም እዮም። እቲ ኣገልግሎት እናሰፍሐን እናዓበየን ስለ ዝኸደ ዝሓሸ ኣገልግሎት […]
ብኹሉ ነገር ኣመስገንቲ ንኹን
/in ስነጽሑፍ /by tcኣብ ናይ ምስጋና ህይወት ዝነብር ሰብ ዝተገብረሉ ነገርን ንዝተፈጸመሉ ኩሉ ጽቡቕ ተግባርን ዘይርስዕ ነዚ ኹሉ ድማ ብምስጋና ዝገልጽ መስተውዓልን በሊሕን ሰብ እዩ። ንእግዚኣብሔርን ንሰባትን ዘቕርቦ ምስጋና ኣብ ናይ ልቡ ጽላት ተጻሒፉ ዝተቐመጠ ስለዝኾነ ምስጋና ካብ ኣፉ ጠፉኡ ኣይፈልጥን እዩ።