ቃለመጠይቅ ምስ ሊቀ ካህናት ቀሺ ኣፈወርቂ ተስፋ 1ይ ክፋል
መተሓሳሰቢ
ዝኸበርኩም ምእመናን ካብ ቤተክርስቲያን ክትረኽብዎ እትደልዩ ኣገልግሎት ማለት ቅዳሴ: ክርስትና: ጸሎተፍትሓት: ቃልኪዳን: መንፈሳዊ ምኽርን ማዕዳን ወዘተ ንምርካብ ናብ ቀረባኹም ዘሎ ቤተክርስቲያን ብምኻድ ወይ ተሌፎን ብምድዋል ተወከሱ።
ሓገዝኩም አይፈለየና
ነታ ብብዙሕ መከራን ጸበባን ትሓልፍ ዘላ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ንምድሓን ጀሚርናዮ ዘለና ቅዱስ ዕላማ ዕዉት ንምግባር እጃምኩም ከተበርክቱ ብስም እግዚኣብሔር ንምሕጸን።
ገንዘባዊ ሓገዝ ክትገብሩ ምስ እትደልዩ ነዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ሕሳብ ክትጥቀሙ ትኽእሉ።
Swedish bank No: Bankgiro: 374-2806
International bank No:
SE078 0000 8420 292 4816 6036
Swift code: SWEDSESS
መንፈሳዊ ቤት ፍርዲ
/in ብዛዕባና /by tcኮሚቴ ሃገረስብከት
/in ብዛዕባና /by tcምስጢረ ቀንዴል
/in ምስጢራተ ቤተክርስቲያን /by tcI. ትርጉም እዚ ምስጢር እዚ፡ ፈውሲ ስጋን ነፍስን ዜውህብ ምስጢር ኰይኑ፡ ሓደ ካህን ኣብ ልዕሊ ሓደ ብሕማም ዝተጠቕዐ ብዘይቲ እናለኸየ ዝጽልዮ ቅዱስ ምስጢር እዩ። ኣብ ሞንጎ ምስጢረ ቀንዴልን ምስጢረ ንስሓን ዘሎ ፍልልይ፡ እቲ ካልኣይ ማለት ምስጢረ ንስሓ (ሀ) ንኹሉ ክርስቲያን ዝተሰርዐ እዩ (ለ) መንፈሳዊ ሕማም ንምፍዋስ ዝተሰርዐ ድማ እዩ። እቲ ቀዳማይ ማለት ምስጢረ ቀንዴል […]
ምስጢረ ክህነት
/in ምስጢራተ ቤተክርስቲያን /by tcI. ትርጉም “ምስጢረ ክህነት” ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ቤተክርስቲያን ንኽፍጸሙ ምእንቲ፡ ነቲ ምስጢር እቲ ናይ ምፍጻም ስልጣን ዘለዎም ሰባት ማዕርግ ዘውህብ ምስጢር እዩ። ”ክርስቶስ ኣብ ቤተክርስቲያኑ ምፍልላይ ኣይገብርን እዩ፡ ስለዚ ኸአ ኩሎም እቶም ኣባላ ማዕረ እዮም’ሞ፡ ”ኣገልገልቲ” ኢልካ ሰባት ምፍላይ ኣድላይነት የብሉን” ዝብሉ ገለ ፕሮተስታንታውያን ኣለው። እዚ ኣበሃህላ እዚ ግን፡ በዞም ዝስዕቡ ምኽንያታት ግጉይ ምዃኑ መብርሂ ክወሃቦ […]
ምስጢረ ተክሊል
/in ምስጢራተ ቤተክርስቲያን /by tcI. ትርጉም ምስጢረ ተክሊሉ፡ መርዓትን መርዓውን ሓደ ናይ ምግባር ጸጋ ዘውህብን ሓድነቶም ዝባርኽን ቅዱስ ምስጢር እዩ። መውስቦ ሰብኣይን ሰበይትን፡ ከምቲ ናይ ክርስቶስን ቤተክርስቲያንን ዝኾነ ፍጹምን ቅዱስን ሓድነት ንኽህልዎ ዝቕድስ ምስጢር ድማ እዩ። እዚ ምስጢር እዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምስጢር እዩ። ኪንዮ እቶም ክልተ ተጻመድቲ፡ ስድራቤት፡ መንግስትን ቤተክርስቲያንን ዝሳተፍዎ ምስጢር ድማ እዩ። ስለዚ ድማ ኣቃሊልካ ዝርአን […]