• እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም

    መንፈሳዊ ኣፍልጦኹም ንምዕባይን ብዛዕባ ቤተክርስቲያና ሓበሬታ ንምርካብን ነዚ መርበብ ሓበሬታ ክትጥቀሙ ንዕድም

  • ኣቦታት ዘቖምዎ ናይ ቀደም ደረት ኣይተፍርስ (ምሳሌ 22፤28)

  • ዕላማና ንሰብ ዘይኮነስ ነቲ ልቢ ዚምርምር ኣምላኽ ምሕጓስ እዩ። 1ይ ተሰ. 2:4

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ

ሃገረ ስብከት ስካንዲናቪያን ፊንላንድን

ምስጢረ ጥምቀት

ጥምቀት ፥ ኣጥመቀ ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወጸ ክኸውን እንከሎ ምጥላቕ ኣብ ማይ ምእላኽ ማለት እዩ። ጥምቀት ናይ ስላሴ ውሉድነት ንቕበለሉን ናይ ሓጢኣት ስርየት ንረኽበሉን ምስጢር እዩ። ናይ ጥምቀት ኣድላይነት፥ጥቕሚ። ብጥምቀት ንድሕን ማር 16:16 ። ብጥምቀት ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ዳግማይ ንውለድ። መጀመርያ ብስጋ ንውልውድ። እቲ ካልኣይ ብጥምቀት ዝርከብ መንፈሳዊ ልደት እዩ። ዮሃ 3:3 ። […]

ምስጢራተ ቤተክርስቲያን፡ መእተዊ

I. ትርጉም ምስጢረ ቤተክርስቲያን፡ ብዝርአ ወይ ብዝስማዕ ደጋዊ ምልክት፡ ዘይረአ ጸጋ ኣምላኽ እንቕበለሉ ብክርስቶስ ዝተሰርዐ ቅዱስ ስርዓት እዩ።   ገለ ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያን፡ እቶም ምስጢራት “ምልክታት” ጥራይ ከምዝኾኑ ጌረን እየን ዝዛረባለን። እታ ቤተክርስቲያን ከምኡ ብምግባራ፡ “ናይ ክርስቶስ ምዃናን ካብ ዓለም ዝተፈለየት ምዃናን” እተርእየሉ፡ “ናይ ሓድሽ ኪዳን ምልክት” ደጋዊ ስርዓት ከምዝኾነ ኸኣ ይብላ።   ቤተክርስቲያንና ግን […]

ምስጢራተ ቤተክርስቲያን፡ መእተዊ

I. ትርጉም ምስጢረ ቤተክርስቲያን፡ ብዝርአ ወይ ብዝስማዕ ደጋዊ ምልክት፡ ዘይረአ ጸጋ ኣምላኽ እንቕበለሉ ብክርስቶስ ዝተሰርዐ ቅዱስ ስርዓት እዩ።   ገለ ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያን፡ እቶም ምስጢራት “ምልክታት” ጥራይ ከምዝኾኑ ጌረን እየን ዝዛረባለን። እታ ቤተክርስቲያን ከምኡ ብምግባራ፡ “ናይ ክርስቶስ ምዃናን ካብ ዓለም ዝተፈለየት ምዃናን” እተርእየሉ፡ “ናይ ሓድሽ ኪዳን ምልክት” ደጋዊ ስርዓት ከምዝኾነ ኸኣ ይብላ።   ቤተክርስቲያንና ግን […]

ምስጢረ ትንሳኤ ሙታን

ትንሳኤ ማለት ምትንሳእ ንላዕሊ ምዕራግ ማለት እዩ። ስለዚ ትንሳኤ ሙታን ማለት ሙታን  ብሓይሊ ኣምላኽ ካብ ምውታት ተፈሊኻ ናብ ናይ ዘለኣለም ቦታኻ ምኻድ ማለት እዩ። ትንሳኤ ሙታን ማለት እተን ተፈላልየን ዝጸንሓ ነብስን ስጋን ዳግማይ ተዋሃሂደን ናብ ትንሳኤ ሕይወት/ሞት ምኻድ እዩ። ቦኹሪ ትንሳኤ ሙታን ጋህዲ ትንሳኤ ሙታን እቲ ብኢድ ኣይሁድ ኣብ ቅድሚ ኩሉ ዝተሰቕለ፥ ምማቱ ዝተረጋገጸን ኣብ […]

ምስጢረ ቁርባን

I. ትርጉምን ኣስማትን እዚ ናይ ቤተክርስቲያን እቲ ዝለዓለ ኣገልግሎት፡ እዩ፡ እቲ መዛዘሚ ክርስቲያናዊ ኣምልኾ፡ መእመናን ምስ ጐይታኦም ዝራኸቡሉ ምስጢር እዩ። እታ ቤተክርስቲያን ንዘመናት ከም ማእከል ስርዓተ ኣምላኾኣ ጌራቶ ዝጸንሐት ድማ እዩ። በዚ ቅዱስ ምስጢር ኣቢልና፡ ነቲ ቅዱስ ስጋ ጐይታ ብመልክዕ ሕብስቲ ንበልዕ፡ ነቲ ክቡር ደም ጐይታ ድማ ብወይኒ ኣቢልና ንሰቲ። ኣሰያይማኡ: – ቅዱስ ቍርባን መኣዲ […]

ቃለመጠይቅ ምስ ሊቀ ካህናት ቀሺ ኣፈወርቂ ተስፋ 1ይ ክፋል

መተሓሳሰቢ

ዝኸበርኩም ምእመናን ካብ ቤተክርስቲያን ክትረኽብዎ እትደልዩ ኣገልግሎት ማለት ቅዳሴ: ክርስትና: ጸሎተፍትሓት: ቃልኪዳን: መንፈሳዊ ምኽርን ማዕዳን ወዘተ ንምርካብ ናብ ቀረባኹም ዘሎ ቤተክርስቲያን ብምኻድ ወይ ተሌፎን ብምድዋል ተወከሱ።

ሓገዝኩም አይፈለየና

ነታ ብብዙሕ መከራን ጸበባን ትሓልፍ ዘላ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ንምድሓን ጀሚርናዮ ዘለና ቅዱስ ዕላማ ዕዉት ንምግባር እጃምኩም ከተበርክቱ ብስም እግዚኣብሔር ንምሕጸን።
ገንዘባዊ ሓገዝ ክትገብሩ ምስ እትደልዩ ነዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ሕሳብ ክትጥቀሙ ትኽእሉ።

Swedish bank No: Bankgiro:  374-2806

International bank No:
SE078 0000 8420 292 4816 6036

Swift code: SWEDSESS

123 614 48 85

ብፌስቡክ

ሃገረ ስብከት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ስካንዲናቭያን ፊንላንድን

  • ቤት ጽሕፈት ሃገረስብከት

    Syntésvägen 4, 854 67 Sundsvall, Sweden

  • ኣድራሻ ቦስጣ

    Eritreanska Ortodoxa Tewahedo Kyrkan I Skandinavien (koptiska patriarkatet)
    Syntesvägen 4
    854 67 Sundsvall
    Sweden

  • ቁጽሪ ሕሳብ ሃገረ ስብከት (Diocese)

    Swish: 123 614 48 85

  • ቁጽሪ ሕሳብ ግብረ ሰናይ (Charity)

    ERITREANSKAORTODOXA KYRKAN EOTKS KP
    IBAN: SE348000 0842 0296 4863 6646
    BIC: SWEDSESS
    BANK GIRO: 677 4830
    Swish: 123 614 67 65

ተወከሱና