ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ
ቤት ጽሕፈት ሃገረስብከት
Syntésvägen 4, 854 67 Sundsvall, Sweden
ዝኸበርኩም ምእመናን ካብ ቤተክርስቲያን ክትረኽብዎ እትደልዩ ኣገልግሎት ማለት ቅዳሴ: ክርስትና: ጸሎተፍትሓት: ቃልኪዳን: መንፈሳዊ ምኽርን ማዕዳን ወዘተ ንምርካብ ናብ ቀረባኹም ዘሎ ቤተክርስቲያን ብምኻድ ወይ ተሌፎን ብምድዋል ተወከሱ።
ነታ ብብዙሕ መከራን ጸበባን ትሓልፍ ዘላ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ንምድሓን ጀሚርናዮ ዘለና ቅዱስ ዕላማ ዕዉት ንምግባር እጃምኩም ከተበርክቱ ብስም እግዚኣብሔር ንምሕጸን።
ገንዘባዊ ሓገዝ ክትገብሩ ምስ እትደልዩ ነዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ሕሳብ ክትጥቀሙ ትኽእሉ።
Swedish bank No: Bankgiro: 374-2806
International bank No:
SE078 0000 8420 292 4816 6036
Swift code: SWEDSESS
ምስጢረ ጥምቀት
ጥምቀት ፥ ኣጥመቀ ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወጸ ክኸውን እንከሎ ምጥላቕ ኣብ ማይ ምእላኽ ማለት እዩ። ጥምቀት ናይ ስላሴ ውሉድነት ንቕበለሉን ናይ ሓጢኣት ስርየት ንረኽበሉን ምስጢር እዩ። ናይ ጥምቀት ኣድላይነት፥ጥቕሚ። ብጥምቀት ንድሕን ማር 16:16 ። ብጥምቀት ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ዳግማይ ንውለድ። መጀመርያ ብስጋ ንውልውድ። እቲ ካልኣይ ብጥምቀት ዝርከብ መንፈሳዊ ልደት እዩ። ዮሃ 3:3 ። […]
ምስጢራተ ቤተክርስቲያን፡ መእተዊ
I. ትርጉም ምስጢረ ቤተክርስቲያን፡ ብዝርአ ወይ ብዝስማዕ ደጋዊ ምልክት፡ ዘይረአ ጸጋ ኣምላኽ እንቕበለሉ ብክርስቶስ ዝተሰርዐ ቅዱስ ስርዓት እዩ። ገለ ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያን፡ እቶም ምስጢራት “ምልክታት” ጥራይ ከምዝኾኑ ጌረን እየን ዝዛረባለን። እታ ቤተክርስቲያን ከምኡ ብምግባራ፡ “ናይ ክርስቶስ ምዃናን ካብ ዓለም ዝተፈለየት ምዃናን” እተርእየሉ፡ “ናይ ሓድሽ ኪዳን ምልክት” ደጋዊ ስርዓት ከምዝኾነ ኸኣ ይብላ። ቤተክርስቲያንና ግን […]
ምስጢራተ ቤተክርስቲያን፡ መእተዊ
I. ትርጉም ምስጢረ ቤተክርስቲያን፡ ብዝርአ ወይ ብዝስማዕ ደጋዊ ምልክት፡ ዘይረአ ጸጋ ኣምላኽ እንቕበለሉ ብክርስቶስ ዝተሰርዐ ቅዱስ ስርዓት እዩ። ገለ ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያን፡ እቶም ምስጢራት “ምልክታት” ጥራይ ከምዝኾኑ ጌረን እየን ዝዛረባለን። እታ ቤተክርስቲያን ከምኡ ብምግባራ፡ “ናይ ክርስቶስ ምዃናን ካብ ዓለም ዝተፈለየት ምዃናን” እተርእየሉ፡ “ናይ ሓድሽ ኪዳን ምልክት” ደጋዊ ስርዓት ከምዝኾነ ኸኣ ይብላ። ቤተክርስቲያንና ግን […]
ምስጢረ ትንሳኤ ሙታን
ትንሳኤ ማለት ምትንሳእ ንላዕሊ ምዕራግ ማለት እዩ። ስለዚ ትንሳኤ ሙታን ማለት ሙታን ብሓይሊ ኣምላኽ ካብ ምውታት ተፈሊኻ ናብ ናይ ዘለኣለም ቦታኻ ምኻድ ማለት እዩ። ትንሳኤ ሙታን ማለት እተን ተፈላልየን ዝጸንሓ ነብስን ስጋን ዳግማይ ተዋሃሂደን ናብ ትንሳኤ ሕይወት/ሞት ምኻድ እዩ። ቦኹሪ ትንሳኤ ሙታን ጋህዲ ትንሳኤ ሙታን እቲ ብኢድ ኣይሁድ ኣብ ቅድሚ ኩሉ ዝተሰቕለ፥ ምማቱ ዝተረጋገጸን ኣብ […]
ምስጢረ ቁርባን
I. ትርጉምን ኣስማትን እዚ ናይ ቤተክርስቲያን እቲ ዝለዓለ ኣገልግሎት፡ እዩ፡ እቲ መዛዘሚ ክርስቲያናዊ ኣምልኾ፡ መእመናን ምስ ጐይታኦም ዝራኸቡሉ ምስጢር እዩ። እታ ቤተክርስቲያን ንዘመናት ከም ማእከል ስርዓተ ኣምላኾኣ ጌራቶ ዝጸንሐት ድማ እዩ። በዚ ቅዱስ ምስጢር ኣቢልና፡ ነቲ ቅዱስ ስጋ ጐይታ ብመልክዕ ሕብስቲ ንበልዕ፡ ነቲ ክቡር ደም ጐይታ ድማ ብወይኒ ኣቢልና ንሰቲ። ኣሰያይማኡ: – ቅዱስ ቍርባን መኣዲ […]