ኢየሱስ መርዓ ተዓዲሙ ከምዝኸደዕላማ᎓ ቅድስቲ ድንግል ማሪያም ምእንታና ናብ ኢየሱስ ከምትልምን ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “ንሱ ዝበለኩም ኩሉ ግበሩ” ዮሃ. 02᎓05 መወከሲ᎓ ዮሃንስ 2᎓1-11 መእተዊ᎓ መርዓ ኬድኩም ዶ ትፈልጡ? መርዓዊ ወይ ድማ መርዓት ርኢኹም ዶ ትፈልጡ? እንበኣር ሎሚ መዓልቲ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ብዛዕባ ጎይታና መድሓኒና ኢየሱስስ ክርስቶስ ምስ ኣዲኡን ደቀ መዛምርቱን ተዓዲሙ ኣብ ዝኸደሉ መርዓ እንታይ […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo.png tc2016-01-22 16:04:542016-01-22 16:04:54ኢየሱስ መርዓ ተዓዲሙ ከምዝኸደ
ኢየሱስ ምስ ዘኪዎስዕላማ᎓ ኣምላኽና ኣበይ ከምዘለናን ምሳና ክኸውን ከምዝደልን ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ ”….. ሎሚ መዓልቲ ኣብ ገዛኻ ክውዕል ይግበኣኒ እዩ” ሉቃስ 19᎓5 መወከሲ᎓ ሉቃስ 19᎓1-10 መእተዊ᎓ ኣብ መደቀሲኹም ወላ ሓደ ሰብ ኣብ ዘይብሉ ንበይንኹም እንተትህልዉ እንታይ ትገብሩ ከም ዘለኹም መን ክሪኤኩም ዝኽእል ይመስለኩም? ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ይርእየና እዩ። ንሱ ብዛዕባና ኹሉ እዩ […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo.png tc2015-12-28 17:36:202015-12-28 17:36:20ኢየሱስ ምስ ዘኪዎስ
እቲ ሕያዋይ ጓሳ ዕላማ᎓ ከምቲ ሓደ ጓሳ ነባጊዑ ኣዚዩ ዘፍቅረንን ዝሕልወንን ኢየሱስ ድማ ንዓና ኣዚዩ እዩ ዘፍቅረና። መዘካከሪ ጥቕሲ᎓ “ኣነ ሕያዋይ ጓሳ እየ” ዮሃ. 10᎓11 መወከሲ᎓ ሉቃስ 15᎓3-7 መእተዊ᎓ ካባኻትኩም መን ኣሎ ድሚጺ ኣባጊዕ ሰሚዑ ዝፈልጥ? ሓደ ጓሳ ወይ ድማ ሓላው ኣባጊዕ እንታይ ከምዝገብር መን ኣሎ ዝነግረኒ? ሓደ ጓሳ ኣባጊዑ መታን ክበልዓ […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/gissseee.jpg 720 960 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo.png tc2015-10-08 11:15:262015-10-08 11:15:26እቲ ሕያዋይ ጓሳ
ሓንቲ ንፍዕቲ ሰበይቲ ን ኤልሳዕ ገዛ ሰሪሓትሉ ዕላማ᎓ ዘለካ ምስ ሰብ ተኻፊልካ ምጥቃምን ንኻሎኦት ምፍቃርን መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “ነንሕድሕድና ንፋቐር” 1ይ ዮሃ 4᎓7 መወከሲ᎓ 2ይ ነገስት 4᎓8-11 መእተዊ᎓ ካብ ኩሉ ዘዓበየ ነገር ክህልወና ዝግባእ ፍቕሪ እዩ። እንተ ደኣ ነንሕድሕድና ተፋቒርና እቲ ዝበለጸን ቅኑዕ ነገርን ንገብር ኣሎና። እንተደኣ ከምዚ ኾይኑ ድማ ደቂ ኣምላኽ ከብለና ዝኽእል ነገር ጌርና ማለት እዩ። […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/Shunammite-woman-Elisha.png 382 566 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo.png tc2015-10-08 07:20:562015-10-08 07:20:56ሓንቲ ንፍዕቲ ሰበይቲ ን ኤልሳዕ ገዛ ሰሪሓትሉ
ናይ ባንን ዓሳን ተኣምራት ኣምላኽ ኣዚዩ ዘፍቅረናን ንሕና ከይበልናዮ ከለና ኩሉ እቲ ንደሊዮ ይህበና መዘኻከሪ ጥቕሲ “ ኣነ ብልዒ ሓቂ እየ” ዮሃ. 6:35 ዮሃንስ 6:1-14 ንዓና ብዝበለጸ መን ይፈትወና, ኣቦና : ኣዴና : ሓፍትና ወላስ ሓውና? ልዕሊ ኹሉ መን ይፈትወና? ልዕሊ ኹሉ ኣብሊጹ ዝፈትወና ሓደ ኣሎ። ንሱ ድማ ጎይታና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ። […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/www-St-Takla-org-Miracles-of-Jesus-23.jpg 480 640 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/eotc-se_2022_logo.png tc2015-10-08 06:50:012015-10-08 06:50:01ናይ ባንን ዓሳን ተኣምራት
ኢየሱስ መርዓ ተዓዲሙ ከምዝኸደ
ዕላማ᎓ ቅድስቲ ድንግል ማሪያም ምእንታና ናብ ኢየሱስ ከምትልምን ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “ንሱ ዝበለኩም ኩሉ ግበሩ” ዮሃ. 02᎓05 መወከሲ᎓ ዮሃንስ 2᎓1-11 መእተዊ᎓ መርዓ ኬድኩም ዶ ትፈልጡ? መርዓዊ ወይ ድማ መርዓት ርኢኹም ዶ ትፈልጡ? እንበኣር ሎሚ መዓልቲ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ብዛዕባ ጎይታና መድሓኒና ኢየሱስስ ክርስቶስ ምስ ኣዲኡን ደቀ መዛምርቱን ተዓዲሙ ኣብ ዝኸደሉ መርዓ እንታይ […]
ኢየሱስ ምስ ዘኪዎስ
ዕላማ᎓ ኣምላኽና ኣበይ ከምዘለናን ምሳና ክኸውን ከምዝደልን ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ ”….. ሎሚ መዓልቲ ኣብ ገዛኻ ክውዕል ይግበኣኒ እዩ” ሉቃስ 19᎓5 መወከሲ᎓ ሉቃስ 19᎓1-10 መእተዊ᎓ ኣብ መደቀሲኹም ወላ ሓደ ሰብ ኣብ ዘይብሉ ንበይንኹም እንተትህልዉ እንታይ ትገብሩ ከም ዘለኹም መን ክሪኤኩም ዝኽእል ይመስለኩም? ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ይርእየና እዩ። ንሱ ብዛዕባና ኹሉ እዩ […]
እቲ ሕያዋይ ጓሳ
ዕላማ᎓ ከምቲ ሓደ ጓሳ ነባጊዑ ኣዚዩ ዘፍቅረንን ዝሕልወንን ኢየሱስ ድማ ንዓና ኣዚዩ እዩ ዘፍቅረና። መዘካከሪ ጥቕሲ᎓ “ኣነ ሕያዋይ ጓሳ እየ” ዮሃ. 10᎓11 መወከሲ᎓ ሉቃስ 15᎓3-7 መእተዊ᎓ ካባኻትኩም መን ኣሎ ድሚጺ ኣባጊዕ ሰሚዑ ዝፈልጥ? ሓደ ጓሳ ወይ ድማ ሓላው ኣባጊዕ እንታይ ከምዝገብር መን ኣሎ ዝነግረኒ? ሓደ ጓሳ ኣባጊዑ መታን ክበልዓ […]
ሓንቲ ንፍዕቲ ሰበይቲ ን ኤልሳዕ ገዛ ሰሪሓትሉ
ዕላማ᎓ ዘለካ ምስ ሰብ ተኻፊልካ ምጥቃምን ንኻሎኦት ምፍቃርን መዘኻኸሪ ጥቕሲ᎓ “ነንሕድሕድና ንፋቐር” 1ይ ዮሃ 4᎓7 መወከሲ᎓ 2ይ ነገስት 4᎓8-11 መእተዊ᎓ ካብ ኩሉ ዘዓበየ ነገር ክህልወና ዝግባእ ፍቕሪ እዩ። እንተ ደኣ ነንሕድሕድና ተፋቒርና እቲ ዝበለጸን ቅኑዕ ነገርን ንገብር ኣሎና። እንተደኣ ከምዚ ኾይኑ ድማ ደቂ ኣምላኽ ከብለና ዝኽእል ነገር ጌርና ማለት እዩ። […]
ናይ ባንን ዓሳን ተኣምራት
ኣምላኽ ኣዚዩ ዘፍቅረናን ንሕና ከይበልናዮ ከለና ኩሉ እቲ ንደሊዮ ይህበና መዘኻከሪ ጥቕሲ “ ኣነ ብልዒ ሓቂ እየ” ዮሃ. 6:35 ዮሃንስ 6:1-14 ንዓና ብዝበለጸ መን ይፈትወና, ኣቦና : ኣዴና : ሓፍትና ወላስ ሓውና? ልዕሊ ኹሉ መን ይፈትወና? ልዕሊ ኹሉ ኣብሊጹ ዝፈትወና ሓደ ኣሎ። ንሱ ድማ ጎይታና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ። […]