ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ
ቤት ጽሕፈት ሃገረስብከት
Syntésvägen 4, 854 67 Sundsvall, Sweden
ዝኸበርኩም ምእመናን ካብ ቤተክርስቲያን ክትረኽብዎ እትደልዩ ኣገልግሎት ማለት ቅዳሴ: ክርስትና: ጸሎተፍትሓት: ቃልኪዳን: መንፈሳዊ ምኽርን ማዕዳን ወዘተ ንምርካብ ናብ ቀረባኹም ዘሎ ቤተክርስቲያን ብምኻድ ወይ ተሌፎን ብምድዋል ተወከሱ።
ነታ ብብዙሕ መከራን ጸበባን ትሓልፍ ዘላ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ንምድሓን ጀሚርናዮ ዘለና ቅዱስ ዕላማ ዕዉት ንምግባር እጃምኩም ከተበርክቱ ብስም እግዚኣብሔር ንምሕጸን።
ገንዘባዊ ሓገዝ ክትገብሩ ምስ እትደልዩ ነዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ሕሳብ ክትጥቀሙ ትኽእሉ።
Swedish bank No: Bankgiro: 374-2806
International bank No:
SE078 0000 8420 292 4816 6036
Swift code: SWEDSESS
ቀሸሽቲ ዝኾኑ ኣቕሽሽቲ
“ቀሻሺ” ዝብል ቃል ንሓደ መታለልን መደናገርን ሰብ ዝወሃብ ቅጽል ምዃኑ ኣይትስሕትዎን ትኾኑ። ኣብ ዕለታዊ ናብራና ንሓደ ዘጠፋፍእ ሰብ ቐሻሺ ምባል ዳርጋ ልሙድ እኳ እንተኾነ ኣብዚ ኣርእስቲ ንኣቕሽሽቲ ወይ ንካህናት ቀሸሽቲ ኢሉ ምቕራቡ ግን ዝያዳ ከዘራርብን ፍሉይ ስምዒት ክፈጥርን ከምዝኽእል ዘጠራጥር ኣይኮነን። ሃንደፍ ኢሉ ብጥረኡ ንዝተርጎሞ ሰብ ከሳሕዮ ዝኽእል ይመስለኒ። ላዛ ስለ ዝጎደሎን ንቡር ኣበሃህላ ስለ […]
መንፈሳዊ ጉባኤ
እንቛዕ ናብ ዘመነ ሉቃስ ኣብጸሓና!
ናይ ዘመን አቆጻጽራ ባሕረ ሓሳብ ባሕረ ሐሳብ ካብ ክልተ ናይ ግእዝ ቃላት ዝተረከበ ኾይኑ ባሕር ዘመን ሓሳብ ካኣ ቁጽሪ ማለት አዩ:: ባሕረ ሓሳብ ዝደረሰ ቅዱስ ድሜጥሮስ ዝተባህለ ናይ እስክንድርያ ሊቀ ጳጳስ ማለት ካብ ቅዱስ ማርቆስ መበል 12 ፓትርያርክ ኮይኑ ዝተሾመ ካብ 180 ክሳብ 222 ዓ ም ን42 ዓመት ሊቀ ጳጳስ ዝነበረ ኣቦ እዩ። ቅዱስ ድሜጥሮስ […]
ዓሰርተ ኽልተ ፍሉያት ኣዕሩኽ
ዕላማ : ብዛዕባ ትርጉም ሃዋርያነት ምፍላጥ መዘኻኸሪ ጥቕሲ: ነንሕድሕድኩም እንተተፋቐርኩም በዚ ደቂ መዝሙረይ ምዃንኩም ኩሎም ክፈልጡ እዮም” ዮው 13:35 መወከሲ: ማቴ.10 መእተዊ: ኣዕርኽቲ ዘለውዎ መን ኣሎ፧ ክንደይ ኣዕርኽቲ ኣለውኻ/ኺ፧ ነፍሲ ወከፍ ቆልዓ ኣስማት ኣዕርኽቶም/ተን ይንገሩ። ናይቶም ዓስርተ ኽልተ ሃዋርያት ስእሊ ቀሪብካ ንኽቖጽርዎም ኣቕርበሎም። ነፍሲ ወከፍ ስእሊ ነየናይ ሃዋርያ ከምዝውክል ሕተቶም። ትምህርቲ: ኢየሱስ ክርስቶስ ብዛዕባ ኣምላኽ ክምህር ክጅምር […]
ክፉእ ወረ (2ይ ክፋል)
2. ኣብ ግፍዕን ማእሰርትን ዘብጽሕ ኩፉእ ወረ ወረኛ ሰብ ዘይተገብረ ተጌሩ ንዝተገብረ ወሳሲኹ ብምውራይ፣ክዕቀብ ዝግበኦ ምስጢር ብምብታን፣ሓቂ ምስ ሓሶት ብምትሕውዋስ ኣብ ልዕሊ ሕብረተ-ሰብ ግፍዕን ማእሰርትን የውርድ።ሰባት ብጽቡቕ ስራሕ ከቢሮም ብጽቡቕ ጠባዮም ተፈታውነት ረኺቦም ክርኢ ዓይኑ ስለ ዘይክእለሉ ኣጣቒሱ የጻልእ፣የእስር፣ካብ ስራሕ የባርር፣ክሳብ ኣብ ሞት ዘብጽሕ ክፉእ ወሬ ይነዝሕ።ብፍላይ ከኣ ኣብ ናይ ስራሕ ትካላት ገኒኑ ዝርኣ ዘይክርስቲያናዊ […]