Entries by tc

ሃገረ ስብከት ስካንደንቪያን ንዕቤት ቤተ ክርስቲያንን ን ንዘይሕጋዊ ምእሳር ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስን ኣመልኪቱ ርክባት ኣካይዱ፡፡

ኣቦ መንበር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ሃገረ ስብከት ስካንደንቪያን ፊንላንድን ሊቀካህናት ቀሺ ኣፈወርቂ ተስፋ ምስ ርእሰሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ተዘራሪቦም  ኣቦ መንበር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ሃገረ ስብከት ስካንደንቪያን ፊንላንድን ሊቀካህናት ቀሺ ኣፈወርቂ ተስፋ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ቤተክርስቲያን ኣመልኪቶም ምስ ርእሰሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ዝርርብ ኣካይዶም። እዚ መንፈሳዊ […]

ምስጢረ ቀንዴል

I. ትርጉም እዚ ምስጢር እዚ፡ ፈውሲ ስጋን ነፍስን ዜውህብ ምስጢር ኰይኑ፡ ሓደ ካህን ኣብ ልዕሊ ሓደ ብሕማም ዝተጠቕዐ ብዘይቲ እናለኸየ ዝጽልዮ ቅዱስ ምስጢር እዩ።    ኣብ ሞንጎ ምስጢረ ቀንዴልን ምስጢረ ንስሓን ዘሎ ፍልልይ፡ እቲ ካልኣይ ማለት ምስጢረ ንስሓ (ሀ) ንኹሉ ክርስቲያን ዝተሰርዐ እዩ (ለ) መንፈሳዊ ሕማም ንምፍዋስ ዝተሰርዐ ድማ እዩ። እቲ ቀዳማይ ማለት ምስጢረ ቀንዴል […]