ዕዉት ክትከውን ትደሊ ዶ??? October 31, 2014/in ስነጽሑፍ /by tcመልስኻ / እወ እንተድኣ ኮይኑ ፣ ኣብነት ንክኾነካ ሓደ ብዓወት ኣፍደገ ሞት ዛዚሙ ኣፍደገ ሕይወት ዝኸፈተ ኣቦ ከምጽኣልካ፡ ምንባብንን፣ ምስትውዓልን ግና ናትካ /ኪ ግደ እዩ። መቸም እንተ ብብዙሕ ወይ ሒደት ኩላትና ዛንታ ዮሴፍ ኣንቢብና ወይ ሰሚዕና ኣሎና፣ ዮሴፍ ገና መንእሰይ እንከሎ እዩ ናይ ህይወት ውጻእ ውረድ ክሓልፍ ጀሚሩ፣ እዚ ካብ ንእስነቱ ንእግዚኣብሄር ምፍራህ እንታይ ማለት […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-10-31 22:50:242014-10-31 22:50:24ዕዉት ክትከውን ትደሊ ዶ???
ዕዉት ክትከውን ትደሊ ዶ??? October 31, 2014/in ስነጽሑፍ /by tcመልስኻ / እወ እንተድኣ ኮይኑ ፣ ኣብነት ንክኾነካ ሓደ ብዓወት ኣፍደገ ሞት ዛዚሙ ኣፍደገ ሕይወት ዝኸፈተ ኣቦ ከምጽኣልካ፡ ምንባብንን፣ ምስትውዓልን ግና ናትካ /ኪ ግደ እዩ። መቸም እንተ ብብዙሕ ወይ ሒደት ኩላትና ዛንታ ዮሴፍ ኣንቢብና ወይ ሰሚዕና ኣሎና፣ ዮሴፍ ገና መንእሰይ እንከሎ እዩ ናይ ህይወት ውጻእ ውረድ ክሓልፍ ጀሚሩ፣ እዚ ካብ ንእስነቱ ንእግዚኣብሄር ምፍራህ እንታይ ማለት […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-10-31 22:48:442014-10-31 22:48:44ዕዉት ክትከውን ትደሊ ዶ???
“ካብ ሽሕ ዓመት ኣብ ቤት ረሲኣን ሓንቲ መዓልቲ ሓላዊ ቤትካ ምኳን ይሕሸኒ።” October 9, 2014/in ስነጽሑፍ /by tcቤት ኣቦይ እምብዛ እዩ ጥዑም፣ ኣቦይ ሓንቲ መዓልቲ እኳ ትኹን ገጹ ጸዊጉ ጠሚትኒ ኣይፈልጥን፣ ክብድል እንከለኹ ፍቕራዊ ዝዀነ ኣባታዊ ምኽሪ እናለገሰ መንገዲ እናርኣየ ኣብ ግቡእ መስመረይ ኢዩ ዘትሕዘኒ። ኣቦይ ንእሽቶይ ኢሉ ካብ ሓላፍነት ነጻ ኣይገበረንን። ኣሚኑ እቲ ክገብሮ ዝግባኣኒ ንኽግብር የተባብዕኒ ነበረ። ኣቦይ ከም ወላድየይ ጥራይ ዘይኰነ ከም ዓርኹ ጌሩ ይርእየኒ ስለ ዝንበረ ካባይ ዝሓብኦ […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-10-09 07:21:242014-10-09 07:21:24“ካብ ሽሕ ዓመት ኣብ ቤት ረሲኣን ሓንቲ መዓልቲ ሓላዊ ቤትካ ምኳን ይሕሸኒ።”
ቀሸሽቲ ዝኾኑ ኣቕሽሽቲ September 18, 2014/in ስነጽሑፍ /by tc“ቀሻሺ” ዝብል ቃል ንሓደ መታለልን መደናገርን ሰብ ዝወሃብ ቅጽል ምዃኑ ኣይትስሕትዎን ትኾኑ። ኣብ ዕለታዊ ናብራና ንሓደ ዘጠፋፍእ ሰብ ቐሻሺ ምባል ዳርጋ ልሙድ እኳ እንተኾነ ኣብዚ ኣርእስቲ ንኣቕሽሽቲ ወይ ንካህናት ቀሸሽቲ ኢሉ ምቕራቡ ግን ዝያዳ ከዘራርብን ፍሉይ ስምዒት ክፈጥርን ከምዝኽእል ዘጠራጥር ኣይኮነን። ሃንደፍ ኢሉ ብጥረኡ ንዝተርጎሞ ሰብ ከሳሕዮ ዝኽእል ይመስለኒ። ላዛ ስለ ዝጎደሎን ንቡር ኣበሃህላ ስለ […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-09-18 22:40:392014-09-18 22:40:39ቀሸሽቲ ዝኾኑ ኣቕሽሽቲ
እንቛዕ ናብ ዘመነ ሉቃስ ኣብጸሓና! September 12, 2014/in ስነጽሑፍ /by tcናይ ዘመን አቆጻጽራ ባሕረ ሓሳብ ባሕረ ሐሳብ ካብ ክልተ ናይ ግእዝ ቃላት ዝተረከበ ኾይኑ ባሕር ዘመን ሓሳብ ካኣ ቁጽሪ ማለት አዩ:: ባሕረ ሓሳብ ዝደረሰ ቅዱስ ድሜጥሮስ ዝተባህለ ናይ እስክንድርያ ሊቀ ጳጳስ ማለት ካብ ቅዱስ ማርቆስ መበል 12 ፓትርያርክ ኮይኑ ዝተሾመ ካብ 180 ክሳብ 222 ዓ ም ን42 ዓመት ሊቀ ጳጳስ ዝነበረ ኣቦ እዩ። ቅዱስ ድሜጥሮስ […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-09-12 05:32:032014-09-12 05:32:03እንቛዕ ናብ ዘመነ ሉቃስ ኣብጸሓና!
ክፉእ ወረ (2ይ ክፋል) August 28, 2014/in ስነጽሑፍ /by tc2. ኣብ ግፍዕን ማእሰርትን ዘብጽሕ ኩፉእ ወረ ወረኛ ሰብ ዘይተገብረ ተጌሩ ንዝተገብረ ወሳሲኹ ብምውራይ፣ክዕቀብ ዝግበኦ ምስጢር ብምብታን፣ሓቂ ምስ ሓሶት ብምትሕውዋስ ኣብ ልዕሊ ሕብረተ-ሰብ ግፍዕን ማእሰርትን የውርድ።ሰባት ብጽቡቕ ስራሕ ከቢሮም ብጽቡቕ ጠባዮም ተፈታውነት ረኺቦም ክርኢ ዓይኑ ስለ ዘይክእለሉ ኣጣቒሱ የጻልእ፣የእስር፣ካብ ስራሕ የባርር፣ክሳብ ኣብ ሞት ዘብጽሕ ክፉእ ወሬ ይነዝሕ።ብፍላይ ከኣ ኣብ ናይ ስራሕ ትካላት ገኒኑ ዝርኣ ዘይክርስቲያናዊ […] Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-08-28 05:47:152014-08-28 05:47:15ክፉእ ወረ (2ይ ክፋል)
ክፉእ ወሬ (1ይ ክፋል) August 13, 2014/in ስነጽሑፍ /by tcክርስትያን ዘረባኡ ብጸጋ ዝመልአ ብጨው ዝተቋመመ ንሰማዕቱ ባህ ዘብልን ንበረኸት ዝኸውን አዩ ክኸውን ዝግብኦ።እቲ ንሰማዕቱ ንበረኸት ዝኸውን ንምህናጽውን ዘድሊ ሠናይ ዘበለ ዘረባ ድአ ተዛረቡ እምበር ዘይጠቅም ዘረባስ ካብኣፍኩም ኣይውጻእ ከምዝበለ (ኤፌ. 4:29)።ክፉእ ወሬ ናይዚ ኣንጻር ኮይኑ ሽም ሰብ ዘጥፍእ፣ኣእምሮ ዘጨንቕ፣ ተባህለ ተገብረ አንዳበልካ ዝውረ ኣብ ክርስቲያናት ክፍጸም ዘይግበኦ ነውሪ እዩ። ክፉእ ወሬ ዝተፈላለዩ ሳዕቤናት ዘስዕብ ሓደገኛ ስነ ምግባር እዩ። ገለ ካብኣቶም ንክፉእ ወሬ ዘተባብዑ ነገራት ሒዝና ቀሪብና ኣሎና። Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-08-13 20:03:342014-08-13 20:03:34ክፉእ ወሬ (1ይ ክፋል)
ንእስነትካ ንጎይታ ዶ ወላስ ንዓለም ? August 3, 2014/in ስነጽሑፍ /by tcንእስነት ዕዳ እያ᎓! ክብሃል ዶ ሰሚዕኩም ትፈልጡ? እዚ ልሙድ ዝኾነ ኣዘራርባ ሰባት እዩ። ከመይ ኢላ እያ ግን ንእስነት ዕዳ ኮይና᎒ ዕዳ ዝበሃል እኮ ገንዘብ ወይ ንብረት ካብ ሓደ ብጻይካ ተለቂሕካ ትወስዶ እሞ ክሳብ ዘይከፈልካዮ ዕዳ ይኾነካ። ስለዚ ዘይተኸፍለ ነገር ዕዳ ይበሃል። ንመጻኢ ትኸፍሎ ማለት እዩ። ስለዚ በዚ ኣዘራርባ እዚ እንተ ኼድናዮ ንእስነት ድያ ነዓኻ ዕዳ ኾይናትካ ዘላ᎒ ወላስ ንስኻ ኢኻ ንንእስነትካ ዕዳ ኾይንካያ ዘለኻ᎒ መንኩም እዩ ኣለቃሒ᎒ መንኩም እዩ’ኸ ዕዳ ኸፋሊ᎒ ንስኻ ዲኻ ወላስ ንእስነትካ᎒ Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-08-03 19:58:222014-08-03 19:58:22ንእስነትካ ንጎይታ ዶ ወላስ ንዓለም ?
መንገድኻ ብልቦና መርምሮ!!! July 8, 2014/in ስነጽሑፍ /by tc“እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል ኣሎ፦ እስከ ብልብኹም መንገድኹም ሕሰቡ” (ሓጌ 1᎓5) ቃል እግዚኣብሔር ልብና ኣብ መንገድና ክንገብር ይእዝዘና። በየናይ መንገዲ ንጓዓዝ ከምዘለና ክንሓስብ ይግባእ። እቲ ክንጓዓዘሉ መሪጽናዮ ዘለና መንገዲ ናበይ ከምዘብጽሓና ፈሊና እንተዘይፈሊጥናዮ ጉዕዞና ንኸንቱ እዩ ዝኸውን። ኣብ ምድሪ ብዙሓት ዝተፈላለዩ መንገድታት ኣለዉ፤ እንተኾነ ግን ኩላቶም ናብቲ ዝሓሰብናዮ ቦታ የብጽሑና እዮም ማለት ኣይኮነን ። ስለዚ እቲ ቅኑዕ ዝኾነ መንገዲ መሪጽና ምጉዓዝን መንገድና ብልቢ ምምርማርን ፈጺሙ ኣገዳሲ እዩ። Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png 0 0 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2014-07-08 16:05:032014-07-08 16:05:03መንገድኻ ብልቦና መርምሮ!!!
ብኹሉ ነገር ኣመስገንቲ ንኹን March 5, 2013/in ስነጽሑፍ /by tcኣብ ናይ ምስጋና ህይወት ዝነብር ሰብ ዝተገብረሉ ነገርን ንዝተፈጸመሉ ኩሉ ጽቡቕ ተግባርን ዘይርስዕ ነዚ ኹሉ ድማ ብምስጋና ዝገልጽ መስተውዓልን በሊሕን ሰብ እዩ። ንእግዚኣብሔርን ንሰባትን ዘቕርቦ ምስጋና ኣብ ናይ ልቡ ጽላት ተጻሒፉ ዝተቐመጠ ስለዝኾነ ምስጋና ካብ ኣፉ ጠፉኡ ኣይፈልጥን እዩ። Read more https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/content/pope-shinoda.jpg 284 300 tc https://eotcs.se/t/wp-content/uploads/logo-tg-2.png tc2013-03-05 09:49:202013-03-05 09:49:20ብኹሉ ነገር ኣመስገንቲ ንኹን
ዕዉት ክትከውን ትደሊ ዶ???
/in ስነጽሑፍ /by tcመልስኻ / እወ እንተድኣ ኮይኑ ፣ ኣብነት ንክኾነካ ሓደ ብዓወት ኣፍደገ ሞት ዛዚሙ ኣፍደገ ሕይወት ዝኸፈተ ኣቦ ከምጽኣልካ፡ ምንባብንን፣ ምስትውዓልን ግና ናትካ /ኪ ግደ እዩ። መቸም እንተ ብብዙሕ ወይ ሒደት ኩላትና ዛንታ ዮሴፍ ኣንቢብና ወይ ሰሚዕና ኣሎና፣ ዮሴፍ ገና መንእሰይ እንከሎ እዩ ናይ ህይወት ውጻእ ውረድ ክሓልፍ ጀሚሩ፣ እዚ ካብ ንእስነቱ ንእግዚኣብሄር ምፍራህ እንታይ ማለት […]
ዕዉት ክትከውን ትደሊ ዶ???
/in ስነጽሑፍ /by tcመልስኻ / እወ እንተድኣ ኮይኑ ፣ ኣብነት ንክኾነካ ሓደ ብዓወት ኣፍደገ ሞት ዛዚሙ ኣፍደገ ሕይወት ዝኸፈተ ኣቦ ከምጽኣልካ፡ ምንባብንን፣ ምስትውዓልን ግና ናትካ /ኪ ግደ እዩ። መቸም እንተ ብብዙሕ ወይ ሒደት ኩላትና ዛንታ ዮሴፍ ኣንቢብና ወይ ሰሚዕና ኣሎና፣ ዮሴፍ ገና መንእሰይ እንከሎ እዩ ናይ ህይወት ውጻእ ውረድ ክሓልፍ ጀሚሩ፣ እዚ ካብ ንእስነቱ ንእግዚኣብሄር ምፍራህ እንታይ ማለት […]
“ካብ ሽሕ ዓመት ኣብ ቤት ረሲኣን ሓንቲ መዓልቲ ሓላዊ ቤትካ ምኳን ይሕሸኒ።”
/in ስነጽሑፍ /by tcቤት ኣቦይ እምብዛ እዩ ጥዑም፣ ኣቦይ ሓንቲ መዓልቲ እኳ ትኹን ገጹ ጸዊጉ ጠሚትኒ ኣይፈልጥን፣ ክብድል እንከለኹ ፍቕራዊ ዝዀነ ኣባታዊ ምኽሪ እናለገሰ መንገዲ እናርኣየ ኣብ ግቡእ መስመረይ ኢዩ ዘትሕዘኒ። ኣቦይ ንእሽቶይ ኢሉ ካብ ሓላፍነት ነጻ ኣይገበረንን። ኣሚኑ እቲ ክገብሮ ዝግባኣኒ ንኽግብር የተባብዕኒ ነበረ። ኣቦይ ከም ወላድየይ ጥራይ ዘይኰነ ከም ዓርኹ ጌሩ ይርእየኒ ስለ ዝንበረ ካባይ ዝሓብኦ […]
ቀሸሽቲ ዝኾኑ ኣቕሽሽቲ
/in ስነጽሑፍ /by tc“ቀሻሺ” ዝብል ቃል ንሓደ መታለልን መደናገርን ሰብ ዝወሃብ ቅጽል ምዃኑ ኣይትስሕትዎን ትኾኑ። ኣብ ዕለታዊ ናብራና ንሓደ ዘጠፋፍእ ሰብ ቐሻሺ ምባል ዳርጋ ልሙድ እኳ እንተኾነ ኣብዚ ኣርእስቲ ንኣቕሽሽቲ ወይ ንካህናት ቀሸሽቲ ኢሉ ምቕራቡ ግን ዝያዳ ከዘራርብን ፍሉይ ስምዒት ክፈጥርን ከምዝኽእል ዘጠራጥር ኣይኮነን። ሃንደፍ ኢሉ ብጥረኡ ንዝተርጎሞ ሰብ ከሳሕዮ ዝኽእል ይመስለኒ። ላዛ ስለ ዝጎደሎን ንቡር ኣበሃህላ ስለ […]
እንቛዕ ናብ ዘመነ ሉቃስ ኣብጸሓና!
/in ስነጽሑፍ /by tcናይ ዘመን አቆጻጽራ ባሕረ ሓሳብ ባሕረ ሐሳብ ካብ ክልተ ናይ ግእዝ ቃላት ዝተረከበ ኾይኑ ባሕር ዘመን ሓሳብ ካኣ ቁጽሪ ማለት አዩ:: ባሕረ ሓሳብ ዝደረሰ ቅዱስ ድሜጥሮስ ዝተባህለ ናይ እስክንድርያ ሊቀ ጳጳስ ማለት ካብ ቅዱስ ማርቆስ መበል 12 ፓትርያርክ ኮይኑ ዝተሾመ ካብ 180 ክሳብ 222 ዓ ም ን42 ዓመት ሊቀ ጳጳስ ዝነበረ ኣቦ እዩ። ቅዱስ ድሜጥሮስ […]
ክፉእ ወረ (2ይ ክፋል)
/in ስነጽሑፍ /by tc2. ኣብ ግፍዕን ማእሰርትን ዘብጽሕ ኩፉእ ወረ ወረኛ ሰብ ዘይተገብረ ተጌሩ ንዝተገብረ ወሳሲኹ ብምውራይ፣ክዕቀብ ዝግበኦ ምስጢር ብምብታን፣ሓቂ ምስ ሓሶት ብምትሕውዋስ ኣብ ልዕሊ ሕብረተ-ሰብ ግፍዕን ማእሰርትን የውርድ።ሰባት ብጽቡቕ ስራሕ ከቢሮም ብጽቡቕ ጠባዮም ተፈታውነት ረኺቦም ክርኢ ዓይኑ ስለ ዘይክእለሉ ኣጣቒሱ የጻልእ፣የእስር፣ካብ ስራሕ የባርር፣ክሳብ ኣብ ሞት ዘብጽሕ ክፉእ ወሬ ይነዝሕ።ብፍላይ ከኣ ኣብ ናይ ስራሕ ትካላት ገኒኑ ዝርኣ ዘይክርስቲያናዊ […]
ክፉእ ወሬ (1ይ ክፋል)
/in ስነጽሑፍ /by tcክርስትያን ዘረባኡ ብጸጋ ዝመልአ ብጨው ዝተቋመመ ንሰማዕቱ ባህ ዘብልን ንበረኸት ዝኸውን አዩ ክኸውን ዝግብኦ።
እቲ ንሰማዕቱ ንበረኸት ዝኸውን ንምህናጽውን ዘድሊ ሠናይ ዘበለ ዘረባ ድአ ተዛረቡ እምበር ዘይጠቅም ዘረባስ ካብ
ኣፍኩም ኣይውጻእ ከምዝበለ (ኤፌ. 4:29)።
ክፉእ ወሬ ናይዚ ኣንጻር ኮይኑ ሽም ሰብ ዘጥፍእ፣ኣእምሮ ዘጨንቕ፣ ተባህለ ተገብረ አንዳበልካ ዝውረ ኣብ ክርስቲያናት ክፍጸም ዘይግበኦ ነውሪ እዩ። ክፉእ ወሬ ዝተፈላለዩ ሳዕቤናት ዘስዕብ ሓደገኛ ስነ ምግባር እዩ። ገለ ካብኣቶም ንክፉእ ወሬ ዘተባብዑ ነገራት ሒዝና ቀሪብና ኣሎና።
ንእስነትካ ንጎይታ ዶ ወላስ ንዓለም ?
/in ስነጽሑፍ /by tcንእስነት ዕዳ እያ᎓! ክብሃል ዶ ሰሚዕኩም ትፈልጡ? እዚ ልሙድ ዝኾነ ኣዘራርባ ሰባት እዩ። ከመይ ኢላ እያ ግን ንእስነት ዕዳ ኮይና᎒ ዕዳ ዝበሃል እኮ ገንዘብ ወይ ንብረት ካብ ሓደ ብጻይካ ተለቂሕካ ትወስዶ እሞ ክሳብ ዘይከፈልካዮ ዕዳ ይኾነካ። ስለዚ ዘይተኸፍለ ነገር ዕዳ ይበሃል። ንመጻኢ ትኸፍሎ ማለት እዩ። ስለዚ በዚ ኣዘራርባ እዚ እንተ ኼድናዮ ንእስነት ድያ ነዓኻ ዕዳ ኾይናትካ ዘላ᎒ ወላስ ንስኻ ኢኻ ንንእስነትካ ዕዳ ኾይንካያ ዘለኻ᎒ መንኩም እዩ ኣለቃሒ᎒ መንኩም እዩ’ኸ ዕዳ ኸፋሊ᎒ ንስኻ ዲኻ ወላስ ንእስነትካ᎒
መንገድኻ ብልቦና መርምሮ!!!
/in ስነጽሑፍ /by tc“እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል ኣሎ፦ እስከ ብልብኹም መንገድኹም ሕሰቡ” (ሓጌ 1᎓5) ቃል እግዚኣብሔር ልብና ኣብ መንገድና ክንገብር ይእዝዘና። በየናይ መንገዲ ንጓዓዝ ከምዘለና ክንሓስብ ይግባእ። እቲ ክንጓዓዘሉ መሪጽናዮ ዘለና መንገዲ ናበይ ከምዘብጽሓና ፈሊና እንተዘይፈሊጥናዮ ጉዕዞና ንኸንቱ እዩ ዝኸውን። ኣብ ምድሪ ብዙሓት ዝተፈላለዩ መንገድታት ኣለዉ፤ እንተኾነ ግን ኩላቶም ናብቲ ዝሓሰብናዮ ቦታ የብጽሑና እዮም ማለት ኣይኮነን ። ስለዚ እቲ ቅኑዕ ዝኾነ መንገዲ መሪጽና ምጉዓዝን መንገድና ብልቢ ምምርማርን ፈጺሙ ኣገዳሲ እዩ።
ብኹሉ ነገር ኣመስገንቲ ንኹን
/in ስነጽሑፍ /by tcኣብ ናይ ምስጋና ህይወት ዝነብር ሰብ ዝተገብረሉ ነገርን ንዝተፈጸመሉ ኩሉ ጽቡቕ ተግባርን ዘይርስዕ ነዚ ኹሉ ድማ ብምስጋና ዝገልጽ መስተውዓልን በሊሕን ሰብ እዩ። ንእግዚኣብሔርን ንሰባትን ዘቕርቦ ምስጋና ኣብ ናይ ልቡ ጽላት ተጻሒፉ ዝተቐመጠ ስለዝኾነ ምስጋና ካብ ኣፉ ጠፉኡ ኣይፈልጥን እዩ።